Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ

ዋጋ

ብነጻ

ምርካብ ኣሲስታን ሶሻያ ቆጸራ ንምሓዝ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣኢስታንስ ASS ኣግልግሎት ን ኣብ ቁጠባ ፣ ሓፈሻዊ ናብራ ፣ ናይ ጥዕና ፣ ስነ ኣእምራዊ ካ እን ን ዝተጸገሙ ይሕግዝ ::

ናይ ምኽሪ ሓገዝ ክልግስልኩም ቆጸራ ሒዝኩም ዝርርብ ክተብገትኽእሉ ድሕሪ`ዚ ናይ ዝምልከቶ ኣካል ናትኩምሕቶ ክምልሱ ዝኽእይሕብርኹም ::

ኣገዳሲ!ን ኣፍልጦ !
ኣብኡ ፍፈለላዩ ዓይነት ናይ ሓገዝ ናይ ኣብ ናይ መንበሪ ፣ ስራሕ ምትእታው ፣ ጥዕና ፣ ሞጎዓዝያ ፣ ክንክን ንህጻናት ፣ ብዛዕባ ምሕደራ ናይ ቁጠባ ፣ ኣብ ልቓሕ ፣ ዝኾነ ዓቕሚ ርእሰ ምሕደራ ምስ ንስእን ምኽሪን ኣገልግሎትን ይህብ።

ብኸመይ መንገዲ ሓደ\ሓንቲ ኣሲስታንስ ሶሲያል ክንረክብ ንኽእል ?

•ናይ ን ኡስ ዞባ ጨንፈር ሰ ሲ ኣ ኤስ CCAS ሶስያል ናይ ከባቢኹም\ኽን

•ምስ ናትኩም ን ኣማKerti ( ናይ ዞባዊ ደባርትሞ )

•ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ከባቢኹምን ዘሎ

•ከም ኡውን ሶሲያል ክትረኽቡ\ባ ትኽእሉ\ላ ( ኣብ ማእከል ሰ ፒ ኣ ኤም (CPAM)ሓፈሻዊ ውሕስነት ናይ መድሃኒት ፣ ኣብ ማእከል ሕክምና ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዪንቨርስቲ መደብ ሓገዝ les CROUS ለ ክሩስ ፤ ሓፈሻዊ ናይ ሕክምናዊ ቦታ፤ ግዝያዊ እስርቤት ፣ ቤት ትምህርታት ፣ ናይ ዞባዊ መንበሪ ንስኩላን ፣ ቤት ጽሕፈት ሚስዮን ሎካል ::

ኣገዳሲ
- ምስ ኣየንይቲ ቤት ጽሕፈት ወይ ኣቃውማ ከም ትራኻቡ እንተ ጠፊእኩም ናብ ከባቢኹም ዘሎ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ላ ሜሪ ደውልኩን ተወከሱ ::

ን ኣብነት ሴ ሲ ኣ ኤስ CCAS ናይ ን ኡስ ዞባ ምምሕዳር ብነጻ ሓፈሻዊ ደግፍን ምክትታልን ኣግልግሎት ክህብክኹም\ኽን ይኽእሉ ፣ ከም ኡውን ቤት ጽሕፈት ካፍ ንኵሉ ሕቶታት ኣብ ምስላጣት ምስ ስድራትቤታዊ ዝተኣሳሰር ንክፍጸም ሓገዝ የብርክቱ ::

ከመይ ንገብሮ?

ን ቤት ጽሕፈቱ፣ ዞባዊ ቤት ጽሕፈት ፤በዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምብጻሕ ሓፈሻዊ ኣግልግሎት ናይ ዓመታዊ ሓበሬታት ክትረኽቡትኽእሉ :: : https://lannuaire.service-public.fr/

  • መንበሪ ገዛኹም CCAኽን ሰ ሲ ኣ ኤስ ናይ ን ኡስ ዞባ እንተ ደሊኹም ፣ ኣብ ሊንክ ኣንወር ዝብል ጠውቑድሕሪ ናብ ኬስ ኪ ንመን ዝብል ጠወቑ፣ ኩዋ እንታይ ዝብል ሕቶ ክምጻኩም ኢዩ ፣ መልሲ ሜሪ ኢልኩም ጸሓፉ፣ ::
  • ኣብ ካስ ኡ ዝብል ኣበይ ማለት ኢዩ ፣ ሊንክ ጠውቑ\ቓ ናይ ከባቢኹም\ኽን ዘሎ ቤት ጽሕፈት ሜሪ ስም ከተማ ጸሓፉ፣

ን ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ኣድረስ ክትበጽሑ ትኽእሉ\ላ : https://www.caf.fr/

  • ድሕሪ ናይ ኣብ ሊንክ ምጥዋቕ ፣ ናይ ከባቢ ኮድ ፖስታል የእትው፣ ኣብ ማ ካፍ ዝብል ጠውቑ፣ ኣብ ላዕሊ ብየማን ኣለኩም፣ ኮንታክት ማ ካፍ ምስ ካፍ ይራኸብ ዝብል ጠውቑ ፣ ኣብ ታሕቲ ብንእሽተይ ምልክት ፣ ወይ ኮንታክት ኑ ዝብል ን ዓና ርኸቡና ዝብል ጠወቑ፣ ድሕሪ ናትኩም ድሕረ ባይታ ሓበሬታት ጸሓፉ ፣ (ቁጽሪ ተሌፎን ፣ ኢመይል ኣድራሻ ) ::

ዝያዳ ሓበሬታት ብዛዕባ ኣሰራርሓ ንምፍላጥ ምስ ሰራሕተኛታት ኣሲስታንስ ሶሲያል ናይ ካፍ ወይ CCAS ሰ ሲ ኣ ኤስ ወይ ናይ ዞባዊ ኮንሰይ ደብርትሜንት ንምርኻብ ክትድወሉ ወይ ብኣካል ክትቀርቡትኽእሉ ::

ብትህብዎ ሓበሬታት ከ ከም ኵነታቱ መልሲ ወይ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ቆጸራ ንምሓዝ ሓበሬታት ክህብኹም ይኽእሉ ::

ኣገዳሲ!ን ኣፍልጦ !
ብ ኣካል ኬድኩም ሓገዝ ኣብ ምሕታት ክትሰከፉ የብልኩምን፣ ፣ ወላ ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ኣብ ምዝራብ ጸገም ይሃልኹም፣ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ኣሲስታን ሶሲያል ክሕገዘኩም እዮም ::

ብድሕሪኡ’ከ ?

ናይ ቆጸራ መዓልቲ ሰዓትን ምስ ወሰንኩም ምስ ኣሲስታንስ ሶሲያል ፣ ብዛዕባ ኵሉ ዘጋንፈኩም ሽግር ፍታሕ ንምርካብ ክተዘራርቡ ትኽእሉ ::

ኣገዳሲ!ን ኣፍልጦ !
ምስ ናትካ ጉዳይ ዝተኣሳሰር ዶክሜንት ክትርስዕ\ዒ የብልካ ንኣብነት ብዛዕባ መንበሪ ናይ ገዛ ፣ ናትኩም ኣታዊ ናይ ዝሓለፈ ሰልስተ ኣዋርሕ ፣ ቀረጽ ናይ ግብሪ ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፣ ፋክቱር ፣ ካልእን ዓይነት ሰንድ ጭብጢ ከተቅርቡኣለኩም


ኣሲስታን ሶሲያል ኣብ ናይ መጀመራያ ቆጸራ ግዜ ዘድሊ ሓበሬታ ሃቡ :: ኣብ ናይ ቆጸራ ግዜ ቃል መሕትት ኣዋን ፣ ኵሉ እቲ ክማላእ ዝግብኦ ነገራት ንምግባር ሓደ ነጥቢ ክትገብር ትኽእል ኢያ ፣ ኣብ መስርሕ ናይ ምስላጥ ክሕግዘኩ ይኽእል ፣ ምኽሪ ምስ ናትኩም ዝኸይድ ሓበሬታት ፣ ንጸገማት ፍታሕ ምርካብን ናይ ሓገዝ ኣግልግሎት ክትህብኹም ይኽእሉ ::

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
fatma bouhejbafatma bouhejbaምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
claireclaireተርጓሚ/ሚት
fabro63fabro63ተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት