ሓገዝ ናይ ኤረሳ RSA ምሕታት (ኣታዊ ብምትሕብባር ካብ ንጥፈታት )
እንታይ ኢዩ?
ድሕሪ ውሳነ : ኦፍራ ወይ ቤት ፍርዲ ሲ ኤን ዲ ኣ ፣ ናይ ስደተኛ ወረቐት ሱብሲዴኽ ድሕሪ ምርካብ
ናይ ኤረሳ (ካብ ናይ ንጥፈታት ኣታዊ ዝግበር ምትሕብባር )ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትኽእሉኤረሳ ናይ ነጻ ሓገዝ ኮይኑ ንደቂ ሰባት ውሑድ ኣታዊ ዘለዎም ፣ ወይ ስራሕ ዘይብሎም ዕድሚኦም ልዕሊ 25 ዓመት ንዝኾኑ ሰባት ሓገዝ ይህብ።
ኣስተውዕሉ
መሰል ኤረሳ ንምርካብ፣ ካብ ቤት ጽሕፈት ኦፍራ ወይ ቤት ፍርዲ ሲ ኤን ዲ ኣ ድሕሪ ወረቐት ምርካብና ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ። ድሕሪኣኡ ካፍ ዝሓተትልና መዓልቲ ግብኡና መሰል ናይ ኤረሳ ክንረክብ ንኽእል።
እቲ ኩነታይ ናይ ዓአን ምስ ኩናትትኩም ማለት ምርዕዋት ዲኹም ወይስ ብብሕቲ እትነብሩን ፣ቁጽሪ ቆልዑት ፣ ኣታዊኹም ይውሰን ።
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ኤረሳ ዝግብኣኩም እንተ ኮይኑ ኣረጋግጹ
Configurez votre étape
መሰረት መሰል ናይ ኤረሳ ን ሓደ ኣብ ፈረንሳ ዝነብር፣ ካብ 25 ዓመት ንላዕሊ ንዘለዎም ወን ዕድመ ይፍቀድ
ኣብ ገለ ኩነታት ግን ትሕቲ 25 ዓመት ንዘሎ ሰብ ዝፍቀደሉ እዋን ኣሎ
- እዕድሜኹም ካብ 18 ክሳብ25 ዓመት እንተ ኮይኑ እሞ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስታ ዓመታት ብ ተኸታታሊ ን2 ዓመታት እንተሰሪሕኩም፣
- ከምኡ እውን ን ንጽል ወይ ዘይ ጽምዲ ፣ ማለት ን ውላድኩም ንበይልኹም እንተኴንኩም እቲ መሰል ይግብኣኩም እዩ።
ነፍሰ ጾር እንተ ኮይና ፣ ወይ ሓልፍነት ወሲድና ቖልዓ ዘለና እንተ ኮይኑ une simulation de RSA sur le site de laCAF ብምድህሳስ፣ መሰልኩም ምፍላጥ ይከኣል።
ንምሕታት ኣገድስቲ ዝኾኑ ሰነዳት ከነቅርብ ኣለና
Configurez votre étape
ገንዘብ ናይ (ኤረሳ) ኣብ ባንኪ ሕሳብኩም\ክን ክወርድ መታን ሓደ ኣክውንቲ ሕሳብ ናይ ባንኪን ሪብን ክህልወኩም ኣለዎ።
ሪብ ወይ ካርቲ ባንኪ ሊቭርያ ዘይብልኩም እንተ ኮይኑ ብዝቀለለ መንገዲ ናብ ባንኪ ላፖስቲ ፖስታል ኬድኩም ሪብን ሓንቲ ካርቲ ናይ ሊቭርያ ክትሓቱ ትኽእሉ።
ኣካፍታ ባንክ ምስ ዝደልዩ፣ በዚ ተወከሱ "Ouvrir un compte bancaire"
ግዝያዊ ምስክር ወረቐት ንምርካብ፣ ከምኡ’ውን ጸብጻብ ገንዝብ ናይ Ada ኣዳ ክትሓቱ ትኽእሉ ወላ ወን ግድን ይኮነን ። ነዚ ምስክር ወረቐት ንምርካብ ናብ ቤት ጽሕፈት ናይ ኦፊ በዚ ዝስዕብ ኢመይል email à l’OFII ብምልኣክ ክትሓቱ ትኽእሉ:: ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ናይ ኦፊ ኣብ ቀረባ ናይ ከባቢኩም ዘሎ ብኣካል ብምኻድ ክትሓቱ ትኽእሉ።
ን ኤር ኢስ ኣ፣ መሕተቲ ዶክመንታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
* ካብ ኦፊ ዝተዋህበ ወይ ኦፍራ ዝመጸ ናይ ፣ ናይ ዕለተ ክደት ወረቐት
* RIB ሪብ
* ፎቶኮፒ ናይ መንነት ካርድኹም ኣኣብ ፈረንሳ
* ፎቶኮፒ ናይ ፣ ኦፍራ l''OFRAPውሳኔ፣ ወይ እውን ናይ CNDA እቲ እኳ ብዛዕባ መንነትኩም ዝገልጽ ዶኩመንት።
* ናይ መወዳእታ ክፍሊትኩም ካብ ል ኣዳ ወይ ኦፊ ዝሕብር ወረቐት
ኣብ መወዳእታ፣ ኣብ ናይ ካፍ ወብሳይት ብምኻድ፣ ኣብ ኦንላይን ዘሎ ቅጥዒ ብምሕታት ፣ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ፣ ድሕሪ ምስጋር፣ ኣብ ራብዓይ ደራጃ ምስ ካፍ ቆጸራ ምግባር ትኽእሉ።
ኤረሳ ንምሕታት ሓደ ኣገባብ መንገዲ ምረጹ
Configurez votre étape
ኣብ ኦንላይን ንምሕታት እዚ ፈለግ እዚ ብምጥዋቕ ተኸተልሉ en cliquant ici.
ካብኡ "Faire la demande" ኣብ ዝብል ምስ ረኸብኩም ኩሉ መልስታትኩም ኣንብሩ።
ሓበሬታ
- እቲ ወብሳይት ብ ቋንቋ ፈርንሳ ዝተጻሕፈ ስለ ዝኾነ፣ ነቲ ቋንቋ ዝመልኽ ሰብ ከሰንየኩም ይግባእ፣
- ነቲ ጠለብ ንምግባር ፈለማ፣ ናይ ሰኩሪተኢ ሶሻል ዝጽዋዕ ቁጽሪ፣ መለት ካብ (7 ክሳብ 8 ) ኣበዝሕ ቁጽሪታት ጸሓፉ,፣ ብዘይካ እዚ እውን ፣ ናብ ካፍ ብ ቁጽርኹም ብምድዋል ፣ 3230ብምድዋል ፣ ምኽሪን ሓበሬታን ክትሕትቱ ትኽእሉ ኢልኩም። ነዚ ንምግባር ፣
- ኣብቲ መሕተት ቕጥዒ ናቲ፣ እቲ ናይ ፈረንሳ መንነት ካርድኹምን ዘይወደቐ ምዃኑ ዝሕተት ጥቶ “oui”/ እወ ብምባል መልስዎ።
- እንተደኣ መጻምድኺም/ ክን ኣብ ፈረንሳ ዘየሎ/ ዘየላ ፣ ኮይኑ/ኮይና፣ “séparé de fait” እትብል ጠውቑ።
! ኣኣገዳሲ ሓበሬታ፣
ነዚ ቅጥዒ ንምምላእ፣ ምስ ኣሲስታንስ ሶሳል ብምዃን ክትገብርዎ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ኣኣከባቢኹም ዝርከቡ ናይ ትካላት ማለት ሜሪ/ ቀበሌ፣ ካላ መጝበራትን፣ ከምኡ እውን ን ቤትጽሕፈት ኤረሳ RAS እውን ፣ ክትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣስተውዕሉ
ናይ ኤረሳ ክፍሊት ዝመጸኩም ካብ እቲ ዝሓተትኩምሉ እዋን ኣትሒዙ እዩ (ወላ እቲ ዶክመንትኹም ምሉእ ኣይኹን ). ስለዚ እንተደኣ እቶም ኣሲስታንስ ሶሻል
ቆጸራ ናይ ናይ ምርካብ ተኣሎታት ዝናዋሕ መሲሉ። ብ ቐጥታ ኣብቲ ናይ ኤረሳ ቤትጽሕፈት ብቐጥታ ብምኻድ ምሕታት ይምረጽ።
ምስ caf ካፍ ቖጸራ ብምሓዝ ክትሓቱ ትኽእሉ።
Configurez votre étape
ሕቶኹም ብመገዲ ብኢነተርነት ወይ ብተሓጋገዝቲ እንተ መርጽኩም ብቀጥታ ናብ ዝቅጽል ደረጃ ስገሩ፣
ምስ ካፍ ቖጸራ ንምሓዝ ኢመይል ኣድረስ ከድልየኩም ኢዩ ፣ ኢመይል ኣለኩም\ክን እንተ ኮይኑ ናብ ዌብ ሳይት sur le site de la Caf. ናይ ካፍ ሊንክ ጠውቑ " Contacte ma caf" ካብኡ " Prend un Rende-vous" ጠውቑ።
- ከምኡ ውን 32 30 (ብ ስሩዕ ዋጋ ብምኽፋል ).ናብ ካፍ ምድዋል ይከኣል
- ከምኡ እውን ብቐጥታ፣ ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ካፍ ብምኻድ ክትጠልኩ ትኽእሉ፣ (እቲ ዘድልየኩም ዝርዝራት ኣኣብ Ma Caf : ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፣ "Contacter ma Caf"ምስ ረኸብኩም "Points d’accueil").ብምኻድ ፈትሹ።
ኣብ እዋን ቆጸራ፣ ኩሉ ዘድልየኩም ዲክሜንታት ምምላእ ኣይትረስዑ።
መልሲ ተጸበዩ
Configurez votre étape
ኣብ ዝቅጽል ቁጽሪ ናይ ካፍ ፋያል። ናይ ምስ 'ፓስዎርድ' ወይ ምስ ኮድ ክመጻኩም እዩ። numéro d’allocataire በዚ መንገዲ ኣብ ሕሳብኩም ክት ኣትዉ ትኽእሉ፣ ሓንሳብ ኩሉ ምስ ኣመለእኩም ኣብ ዝቅጽል ወርሒ ገንዘብ ኣብ ሕሳብኩም ክወርድ ኢዩ፣
ኣስተውዕሉ!
መጀመርያ ዝወሃበኩም፣ ገንዘብ ኤረሳ (RSA) ፣ ልክዕ ከም ናይ ኣዳ ከምቲ ዝወሃበኩም ዝነበረ ክኽውን ይኽእል እዩ። እዚ ብምቅጻል ምስ ግዜ ኩነታት ምድብ ናይ ኣታዊኹም፣ ዝተመዓራረየ እዩ። ነዚ ነገር ኣብ ልክዕ ናይ መደብ ንምስራዕ ክሳብ 3 ወርሒ ክወስድ ይኽእል እዩ።
ናይ ኣጋጣሚ ኾይኑ፣ እንተደኣ እቲ መልሲ ዘይመጸኩም ኮይኑ፣ ናብ ካፍ ቴለፎን ደውሉ።
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ናይ ኤርሳ መሰልኩም ንከይቋረ ክትግበሩ ዘለዎም ነገራት
ኩሉ ግዜ ኣብ ሰለስተ ወርሒ 'ዴክላረ' ብምግባር ኣታዊኹም ምጝባር
ኣብ ሓደ-ሓደ ዞባታት ሕግታት ካፍ ይፈላለ ኢዩ። ገንዘብ ናይ ኤረሳ ንምውሳድ ናይ ግድን ኣብ ፖል ኣምፕልዋ ክትምዝገቡ ኣለኩምን ።በዚ ናይዚ መሰረት ስምምዕ እንተ ፈሪምኩም ኣብ 'ፖል ኣምፕልዋ' ናይ ግደን ወርሓዊ 'ኣክችዋልዘ ' ክትገብሩ ኣለኩም።
ኣብ ኤረሳ ከለኹም እንታይ ዓይነት መሰል ኣለኩም ንምፍላጥ።
ማንም ሰብ ናይ ኤረሳ መሰል፣ ዘለዎ ሰብ ፣ ናይ ኣሲስታንስ ሶሻል፣ ወይ ሓጋዚ ሰብ ናይ ክህልዎ መሰሉ እዩ።
ኤረሳ ሓገዝ ዘለዎ ሰብ! ኣብ ዝተፍለላዩ ምግዳል ዋጋ ተረባሒ ንምዃን ይኽእል
ን ኣብነት ኣብ መጓዕዝያ ኣብ ውሽጢ ዞባ ፣ ኣብ ንጥፈታት
ስፖርትን ባህልን እዩ። ንዝያዳ ኣፍልጦ ኣብ መንበሪ ትቅመጥሉ ዞባ እንታይ ዓይነት መሰል ኣለኩ ምሕታት ይከኣል።