Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Dispositifስራሕምስ Le programme LEVIER ኣብ ናይ 9 ክፍልታት

ምምሃር ናይ ቋንቋ ትምህርቲን ሓገዝን ኣሰናይነትን ምርካብ

ምስ ምስ Le programme LEVIER

Les entreprises pour la Citéኣዳላዊ Les entreprises pour la Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ምውህሃድን ናይ ስራሕ ኩነታት ኣብፈረንሳ ንምርዳእ ዝጸንሕ ናይ 2 ወርሒ መደብ፡ ምስ

  • ፕሮፌሽናል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
  • ኩነታት ዕዳጋ ስራሕ ኣብ ፈረንሳ፡ ስራሕ ወሃብቲ ትካላት፡ መሰላት ሰራሕተኛታት ምፍላጥ
  • ከምኡውን ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት መሰረታዊ ነገራት ኮምፒተር ከመይ ጌርኩም ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥ፡ ጽሑፍ ትጽሕፍ፡ ኣብ ኢንተርነት ስራሕ ትደሊ...ወዘተ
  • ሲቪ CV, ፡ ናይ ሽፋን ደብዳበ ንምጽሓፍ ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው
  • እንተላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምድላይ ዝግበር ደገፍ ምርካብ
  • ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ኣኼባታት ብምግባር ብዛዕባ ኣብ ፈረንሳ ዘሕለፍዎ ተመኩሮታት (ምኽሪ፡ ኣቀራርባ ስራሕ ወዘተ)
  • ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትኩም ተሓገዙ (ፈረንሳ ትራቫይል)

ድሕሪ እዚ መደብ እዚ፡ እንተበዝሐ ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ውልቃዊ ደገፍ ይከኣል እዩ፡ ክሳብ ናብ ሓደ ኩባንያ እትኣቱ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ኣበርክቶ ክትከፍሉ ኣለኩም እቲ ክፍሊት ከከም ኣታዊኹም ዝተፈላለየ እዩ እቲ ብጽሒትኩም (ካብ 10% ክሳብ 15%)። ክኸውን ይኽእል

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣገባብ ናይ ኣቲ ኮርስ ብመሰረትን እዚ ዝስዕብ እዩ

  • ደረጃ ትምህርትኻ
  • ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ፡
  • ትጽቢታትካ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ።
ምፍልጡ ዘገድስ
ኣብ ፓሪስ፡ ምስ ሓደ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ሰራሕተኛ ምኽሪ ይወሃብ። ንቃለ መሕትት ስራሕ ክትዳሎ ክሕግዘካ ይኽእል እዩ፣ ኣብ ሞያዊ ህይወት ምኽሪ ክህበካ ይኽእል ...እዩ።

ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ኣብ ስራሕን ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ብዝበለጸ ንምርድዳእ።

ሞያዊ መርበብኩም ከተስፍሑ ትኽእሉ ኢኹም (ሰራሕተኛታት ክትራኸቡ፣ ኣብቲ ዝምስጠኹም ዓውዲ ንጥፈታት ዘለዋ ኩባንያታት ክትፈልጥ፣ ብዝሒ ማእከላት ስልጠና ክህልወኩም ወዘተ ይከኣል)።

ከመይ ንገብሮ?

እንተድኣ ኣብ ዞባ ዙርያ ፓሪስ ትነብሩ እንተኾይንኩም:

ኣብ ማርሴ Marseille ትነብሩ እንተኾይንኩም :


Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
abdel fabdel fተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
denissdenissተርጓሚ/ሚት
mathilde meylan - lepcmathilde meylan - lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tacko diakhatetacko diakhateኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cécile-lepccécile-lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
clement-lepcclement-lepcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ