Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣብ PREPA Avenir Fle

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 4 ወርሒ

Faire une formation pour améliorer son français ን ቋንቋን ፈረንሳ ዘሐይል ስልጠና ምውሳድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

. ንስራሕን ናብራን ዝጠቕመኩም እዚ ስልጠና እዚ ን ምምዕባ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ዝዓለመ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ኮንሰይ ረጂናንል / ናይ ዞባ Bretagnee ኣማኻሪ በዓል ጉዳይ፣ ን 18 ሰሙናት ዝጸንሕ ስልጠና ካብኡ 7 ሰኡን ናይ ስታጅ ወይ ናስ ስራሕ ልምምድ ስልጠና ቋንቋ እናኣማዕበልኻ ከም እትኸስብሉ ክገብረኩም ይኽእል።

ክልተ ደረጃታት ናይ ሰለስተ ሰሙን ስልጠና ኣሎ፣

እቲ ቀድማይ ሰሙን ናይ 4 ሰሙን እቲ ካልኣይ ናይ 2 ሰሙን


እቲ DCL : ብምባል ዝፈልጥ ናይ ቋንቋ ዲፕሎም ፍሉጥ እዩ ንሱ ድማ ኢኹም ልትሕዙ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኢንተርነኤት ድማ ኣብዚ ብምጥዋዕ www.clps.net

ከምኡ ውን ኣብ ዚ ካርታ ዘሎ ኣዳራሻና ብ ምቕዋቕ ዝቐዝበኩም ምረጹ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothanibasheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
leoleoተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
katuwenkakatuwenkaተርጓሚ/ሚት
clpsclpsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ