ዜግነታዊ ኣገልግሎት ግበር
ምስ ቮሎንት'ኣር Volont R
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansዜግነታዊ ኣገልግሎት ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ህዝባዊ ትካል ኣብ ኣገልግሎት ሕብረተሰብ ክትሰርሕ ዘኽእለካ ሓፈሻዊ ረብሓ ዘለዎ ተልእኾ እዩ ። ቁሩብ ከም ኢንተርንሺፕ እዩ ዝመስል፡ ግን ንኽትገብሮ ዲፕሎማ ወይ ስራሕ ክህልወካ ኣየድልየካን እዩ።
ሓደ ዜግነታዊ ኣገልግሎት ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ እዩ። ኣብ መወዳእታ ዜግነታዊ ኣገልግሎትካ ምስክር ወረቐት ትረክብ።
ኣብ እዋን ዜግነታዊ ኣገልግሎትካ ምስ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ተተሓሒዝካ ኣብ ንጥፈታትን መዓልታዊ ህይወትን ማሕበርካ ትሳተፍ።
ጽቡቕ ክትፈልጥ : ሰሙንካ ኣብ መንጎ ተልእኾኻ (ኣስታት 24 ሰዓታት ኣብ ሰሙን)ን ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ነጻ ትምህርቲ ፈረንሳን (ኣስታት 4 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ክካፈል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት