ምምልካት፣ ኣብ ስራሕ ወለድ prime d'activité ዝፍለጥ ክፍሊት ንምርካብ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуእቲ ናይ ንጥፈታት CAF (Caisse d’allocations familiales ዝኽፈል ናይ እቶት መመላእታ ኮይኑ፡ ንስራሕ ወይ ናብ ስራሕ ንምምላስ ዘተባብዕ ዝዓለመ መደብ እዩ።
እዚ ኣብ እዚ ዝስዕብ ኩነታት ዘማልኡ ሰባት ዝምልከት እዩ።
- ኣብ ሞያዊ ንጥፈት ምስ ዝህልወኩም ( ሰብ ደሞዝ ይኹኑ ወይ ናይ ውልቂ ስራሕ ዘለዎም ስባት ) ወይ ብስራሕ ኣልቦነት ዝተጸልልዉ chômage (ፍርቂ ፍርቂ ዝሰርሑ ወይ ቴክንሻናት ክኾኑ ይኽእሉ)፣
- ከምኡ’ውን ትሑት ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ዘለኩም ምስ እትኾኑ።
እቲ ቅማሬ ድማ ኣብ "ርብዒ ዓመት" ወይ ደክለረሽን (ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰለስተ ወርሒ ዝተሞርኮሰ ጸብጻብ) ዝተመስረተ እዩ።ፕሪሚየም ዝጽዋዕ ምደብ ወርሓዊ እዩ ዝኽፈል ክፍሊት እዩ።
ክፍለጥ ዘለዎ!
> ንንዝያዳ ንባብ ናብ Réfugiés.info "ን RSA ሕተት"። ተወከሱ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 3 ወርሒ እንታይ ከም እትረክብ ክትእውጅ ኣለካ።
መጠን ናይቲ ናይ ንጥፈታት ቦነስ ብመሰረት ጸጋታት ናይቶም ምሳኻ ዝነብሩ ሰባት (ደሞዝ፣ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ፣ ካልእ ናይ CAF ሓገዝ ወዘተ) እዩ ዝሕሰብ።
እቲ ናይ ንጥፈት ቦነስ ግብሪ ከምዘይከፍልን እዚ ማለት ድማ ንበዓል መዚ ግብሪ ምእዋጅ ኣየድልዮን ምዃኑ ኣስተውዕሉ።
ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ኩነታትን ከከም ጸጋታትካን፡ ነቲ RSA(revenu de solidarité active) ከም መመላእታ ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።
> ብተወሳኺ ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት "ንRSA ምምልካት" la fiche Réfugiés.info "Demander le RSA"።
> ብተወሳኺ ኣንብብ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ናይ ሓቂ ወረቐት "ንRSA ምምልካት" la fiche Réfugiés.info "Demander le RSA"።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት