Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት

Refugee Food
ኣዳላዊRefugee Food

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 5 መዓልቲ

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት፡Refugee Food Festival በብዓመቱ ኣብ ከባቢ 20 ሰነ፡ ዓለማዊ መዓልቲ ስደተኛታት ዝካየድ ፈስቲቫል ምግቢ ምግቢ እዩ።

ኣብ villes française11 ከተማታት ፈረንሳ፡ ፓሪስ፡ Paris, ሊል፡ Lyon,ሊዮን፡ Marseille,ማርሴ፡ Bordeaux,ቦርዶ፡ Rennesረን፡ ናንተስ፡ Nantes ዲጆን፡Dijon ሞንትፔልየር፡ ቱርን ኒስን ኣብ ዝርከባ ቤት መግቢ ይካየድ።

ኣብዚ በዓል እዚ ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ክትሰርሕን ባህልኻ ከተካፍልን ትኽእል ኢኻ።


ነዚ ስራሕ ደሞዝ ትረክብ።
ድሕሪ እቲ ፈስቲቫል ቀዋሚ ስራሕ ኣብ ምርካብ ወይ ኣብ ምምጋብ ስልጠና ክትድገፍ ትኽእል ኢኻ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብዚ ፈስቲቫል እንተተሳቲፍኩም ኣብ ዓውዲ መመገቢ ተመኩሮ ክህልወኩምን ምስ ሰብ ሞያ ክትራኸቡን ትኽእሉ ኢኹም።

እምበኣርከስ ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ፈስቲቫል ኣብ ጽላት ቤት መግብን ሆቴልን ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ክትዕጀቡ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ምስ ሰብ ሞያ ንምርኻብ ዕድል ምሃብ
  • ምስ ኩባንያታት ዝግበር ኣኼባታት
  • ስራሕ ንምድላይን መመልከቲ ንምልኣኽን CV ከመይ ጌርካ ከም እትጽሕፍ ተማሃር።

ኣብቲ በዓል ምስ ሰባት ትራኸብን መግብኻን ባህልኻን ትካፈልን።

ብዛዕባ ኩነታት ስደተኛታት ፈረንሳ ንህዝቢ ንምሕባር እውን ትሕግዝ፣ ሳላ ክሽነ።

ከመይ ንገብሮ?

ብቐጥታ ናብ: hello@refugee-food.org ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም፡ ኣብ ዝቕጽል ፈስቲቫል ክትሳተፉ ከም እትደልዩ ክትገልጹ ትኽእሉ ኢኹም። ከተማ ምግላጽ ኣይትረስዑ።

መመልከቲታት ዓመት ምሉእ ተቐባልነት ኣለዎም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

margotgltmargotgltምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
youyouተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
cécilecécileተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
agathelaagathelaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
refugeefoodrefugeefoodተርጓሚ/ሚት