Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሚስዮን ሎካል (les Missions locales) ናይ ትሕቲ ዕድመ ዝኮኑ መንእሰያት ጉዳይ ዝከታተሉ መንግስታዊ ኣካላት፣

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ሚስዮን ሎካል Missions locales, እንታይ እዩ ምስ እንብል

  • ሓደ ን መገዲ ምድላይ ስራሕ ዘቕንዐ ኣሰናይነት ዝህብ ተቕዋም
  • ስልጠና ንምውሳድ ዘኽእል መገዲ ሓባሪ
  • ን መዓልታዊ ህይወትኩም ምውህሃድ ወይ ኢንተግሬት ዝሕግዝ ኣካል

ከምኡ እውን ፣ ሚስዮን ሎካል መ ካልኦት ተሓባአርቲ ኣካላት ኣብ መላእ ፈረንሳ ብርህጽ ኣብ ኣከባቢኹም ሓደ ኣሎ !

ኣበይ ከም ዝርከብ ንምሕባር ኣብዚ ጠውቑ

: cliquer ici

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሚስዮን ሎካል ሓያሎ ዕዮ ወይ ናይ ስራሕ ዕድላት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ምኽሪን ሓበሬታን እውን ትረኽቡ ትኽእሉ: እቶም ኣማኸርቲ ዘዐውተኩም እዩ ዝብልዎ ናይ ስራሕ ሂወትኩም ዝርዝር ሓበሬታ ወይ ታሪኽ ማለት ሲቪ ተባሂሉ ዝፍለጥ (CV) ክጽሕፉልኩምን ስራሕ ኣብ ምርካብ ድማ ክተሓባበሩኹምን ተሓጋገዝቲ ማለት ኣሰነይቲ ከ ኣባሊጋ ኾይኖም ክሕግዙኹም እዮም።

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ሃልይኩም እቲ ትኽኽለኛ ዝኾነ ምስ
ተላብኩም ዝኸይድ ዝምእምእ መልሲ ንምርካብ ምስ እትደልዩ ተወከሱ

  • ብሳላ እቶም ሞያውያን፣ ዘድምዕ ሓበሬታ ምሃብን እቶም ትካላት ናይ ምጽምባር መንገዲ ከጣጥሑልኩም እዮም።
  • ነዚ ስልጠናን ፣ ምስ ክፍሊቱን ናይ ስራሕ ዕድል ዝኸፍት በሪ እውን እዩ

ስራሕ ንኸይንረክብ ዝዕንቅጹና ነገራት ክኽሰቱ ይኽእሉ እዮም። ስለዚ ድማ ሚስዮን-ሎካል ንመንእሰያት ኣብ ኩሉ መዳያት ሂወቶም የሳልዮምን ይሕግዞምን።

  • መምርሒ ፍቓድ መኪና ኣብ ምርካብ
  • መንበሪ ገዛ ኣብ ምርካብ
  • ኣብ ምሕካም
  • ብዛዕባ ናይ ወረቐትኩም ጉዳያትኩም ንምስላጥ ኣብ ቅድሚ መንግስታዊ ኣካላት ዘቕርብ ጉዳይ ምስ ዝ ህሉ ክሕግዘኩም፣

ሚስዮን ሎካል ንዘለኩም ሕቶታት ንምምላስ ንነዊሕ ግዜ ከይተጸበኹም ብቕልጡፍ ቅኑዕ ዝኾነ ምሕሪ ክህበኩም ድልዉ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ሚስዮን ሎካል ወለንተኛታትን ሲቪላውያን ማሕበራት እውን ኣገልግሎቱ ተአንግድ እያ። ብከምኡ ድማ መንእሰያት ከመይ ኣቢሎም ወለንታዊ ግልጋሎት ከም ዝህቡን መንገዲ ይኸፍተሎምን ይመርሖምን።

እቶም ብሚስዮን ሎካል ዝስነዩ መንእሰያት፣ ወለንተኛታት ብምዃን፣ ኣብታ ማሕበርን ኣብ መሻርኽታን ናይ ወለንተኛ ኣገልግሎት ክህቡ ይኽእሉ እዮም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

hugo stéphanhugo stéphanምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
omar kokachomar kokachተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
harkelionharkelionተርጓሚ/ሚት
hanna_uhanna_uተርጓሚ/ሚት
lana_aklana_akተርጓሚ/ሚት
elg_unmlelg_unmlኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ