Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ F-RSA

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምትግባር ውልቃዊ መደብኩም ኣብ Seine-Saint-Denis

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 mois

እንታዩ’ዩ ?

እንተደኣ ናይ RSA ኣታዊ ክዩይንኩም እትነባበሩ እሞ፣ ስራሕ ዓለም ክትተሓሓዝዎ እንተደሊኹም ?

F-RSA ( ፎርማሽን -RSA )ሓደ መደብ ፣ ናይ ሓጋዚ ስልጠና ወይ ናይ ስራሕ ኣኣብ ዘዳለዎ መድብ ተረባሕቲ ክትኮኑ ምስ እትደልዩ።

እዚ ደፓርትመንት ናይ Seine-Saint-Denis ፣ ሳይን ሳት ደኒስ፣ ስልጠና ብ ኣሲስታንስ ሶሻል ብምትሕብባር ን ኣብ RSA ጥራይ ዝምልከት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደኣ ፣ ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ሳንት ደኒስ Seine-Saint-Denis ክትሳተፉ ደሊኹም፣

- ን ሓደ ፍሉይ ሞያ ዘትሕዝ ስልጠና ንምትካእ

- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ክእለትኩም ንምምሕያሽ ዘኽእል

- ናብ ናይ ፣ ስራሕ መደብ ን ምእታው መገዲ ምጽራግ

ሓደ ናይ ስልጠና፣ ን ቀጻሊ ዝኸውን ንምምዝጋብ ኣብዚ ጠውቑ formation.

እንተደኣ ንናይ ስራሕ ድሌት ሃልይኩም Seine-Saint-Denis ናይኣብ ከባቢኣን

ን መጻኢኹም recrutement ናይ F-RSA፣ ጠውቑ

ሓደ ናይ ውልቂ ትካል ፣ ወይ ናይ ብሕቲ መደብ ትካላት እንተሃልይኩም

- ንምምስራት ትካልኩም ገምጋም ምሃብ ንትካላትኩም

- ን ትካልኩም ንምትብባዕ

- ን ትካልኩም ብሰልዲ ንምሕጋዝ ምኽኣል

ነዚ ንምግባር ኣብሲ entrepreneuriat መርበብ ናይ F-RSA. ጠውቑ

ኣብ ምድላይ ስራሕ ክንተሓባበረኩም ትደልዩ ዶ

- መደባትኩም ንምውህሃድ

- ክእለትኩም ንምውህሃድን ምጥንካርን

- ኣብ ምድላይ ስራሕ ክንተሓጋገዘኩም

ኣብዚ rique coaching ኣብ ወብሳይቱ F-RSA. F-RSA.. ተወከሱ

ናይ መድድባትናን ብሓፈሻ ናይ ፕሮጀክትታት መድባትና ኣኼባታትናን ካልእን ወርክሽፕናን ካልእን ኣብ Seine-Saint-Denisኣከባቢኣን voisins dans la ን እትርከቡ ኣንዚ ብምጥዋቕ agenda. መደባትና ረኣይዎ

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ተወከሱ ኣብ F-RSA en cliquant ici!

እንተድኣ ኣብ RSA ናይ ሳኢን ሳን ደኒ Seine-Saint-Denis. ዝተመዝገብኩም ኮይንኩም

እንተደኣ ናይ CAF ቁጽሪ ን እንተለኩም ዕለተ ልደት ብምእታው ኣብቲ ወብሳይት ክትኣትዉ ትኽእሉ ኢኹ

ንዝየዳ ሓበሬታ ምስ እተደልይ በዚ ርኸቡና : Contactez-nous !

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
delphgatdelphgatተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
indravindravኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት