ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail

ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ምስ ስራሕ ዝተሓጋገዝ ትካል እዩ።
ፈረንሳ ትራቫይል ኣብዚ ክድግፈኩም ይኽእል እዩ
- ስራሕ፡ ስልጠና ወይ ልምምድ ናይ ስራሕ ምርካብ
- ምስ ዕዳጋ ስራሕ ዝላመድ፡ ዝምስጠኹም ስራሕ ድለዩ
- ሲቪኹም CV ጽሒፍኩም ናብ ፈረንሳውያን ትካላት መመልከቲ ስደዱ
ካብ 1 ጥሪ 2024 ጀሚሩ ፖል ኤምፕሎይ ፈረንሳ ትራቫይል ኮይኑ ኣሎ።
France Travail.
ፈረንሳ ትራቫይል ዝህቦ ስራሕን ስልጠናን ኣብ መርበብ ሓበሬታ www.francetravail.fr ይርከብ።
ኣማኸርቲ ፈረንሳ France Travail ብውልቃዊ ኣገባብን ብመሰረት ኣብ ሓደ ትካል ምስ ውልቃዊ ፕሮጀክት ተበጻሕነት ስራሕካ (PPAE) ኣብ ዝገበርካሉ ናይ መጀመርታ ቆጸራኻ ዝተነጸረ ድሌታትካን ክድግፉኻ እዮም።
ብተወሳኺ le site Emploi Store et l’application Mes Offres መኻሪኹምኣብ ናይ ስራሕ ምድላይ መስርሕ እውን ክሕግዘኩም እዩ ።
ኣገዳሲ!
ብውሑዱ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊብኩም እንተኾይንኩምን ንስራሕኩም ፍቓድ ምዝዋር መኪና ኣድላዪ እንተኾይኑን፡ ንኽትስልጥኑን ፈተና ክትወስዱን ካብ ፈረንሳ ትራቫይል ገንዘባዊ ሓገዝ ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም።
>ንዝያዳ ሓበሬታ:re : la fiche Réfugiés.info "Se connecter à un site avec FranceConnect".

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ