ስራሕን ስልጠናን ንምርካብ ምሕጋዝ
ምስ ኮዲኮ Kodiko
ኣዳላዊ Kodiko ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 moisሓደ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ : ኣብ ፈረንሳ ሞያዊ ኮዳት ናይ ኣሰራርሓ ምፍጣር ንምምሃርን ፣ ከምኡውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፣ ከም እኒ
• ስራሕ ወይ ስልጠና ከመይ ጌርኩም ከም እትረክብ ተማሃሩ
• ናይ ስራሕ ምድላይ መሳርሒታት ምልኩዕን ናጻ ምዃንን።
• ምስ ሰብ ሞያ ተራኺብኩም መርበብካ ኣማዕብሉ
• ንናይ ስራሕ ስልጠናን ቃለ መሕትት ምልምማድ
• ርእሰ ምትእምማን ዳግማይ ተራከቡ
• ደረጃ ጽሑፍን ምዝራብን ኮነ ፈረንሳ ኣመሓይሽ: ሞያዊ ስነ-ቓላት...
ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብቲ መደብ ንምስታፍ እንተወሓደ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ ክህልወካ ኣለዎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Av. des Pays Bas, 35000 Rennes, France
06 21 69 48 50
lucile@kodiko.fr
24 Rue de l'Est, 75020 Paris, France
07 63 87 41 39
chloe.ramonet@kodiko.fr
Orléans, France
sali@kodiko.fr
Tours, France
sali@kodiko.fr
Strasbourg, France
sofia@kodiko.fr
26000 Valence, France
isabelle.b@kodiko.fr
Bordeaux, France
marion.h@kodiko.fr
Montpellier, France
marion.h@kodiko.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nadiyaተርጓሚ/ሚት
lucie kodikoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ