ምስራሕ ናይ ውልቂ ዋኒን

ሓደ ውልቀ ሰብ auto-entrepreneur ወይ ወናኒ ትካል፣ ሓደ “micro-entreprise”, ኣብ ዝብል ድንጋጌ ናይ ንግዲ፣ ስነጥበብ ወይ ou ካልእን ኣገልግሎት ይኸውን.
ሓደ ባዕሉ ዝሰርሕ ሰብ “ማይክሮ-ኢንተርፕረነር”፣ ወይ “ናጻ ሰራሕተኛ”፣ ወይ ሓደ ሓደ ግዜ “ነጻ ስራሕ” ተባሂሉ’ውን ይጽዋዕ።
እቶም ተቕምታት ድማ :
- ንኹሉ ክፉት ኮይኑ ምስ ካልእ ንጥፈት (ሰራሕተኛ፣ ስራሕ ኣልቦ፣ ተማሃራይ፣ ጡረተኛ ወዘተ) ክውሃሃድ ይኽእል
- ካፒታል ምቕራብ ኣየድልን እዩ፣ ማለት ነቲ ንግዳዊ ንጥፈት ንምጅማር ገንዘብ ክህልወካ ኣይግደድን እዩ።
ድማ መደብኩም ንጅማር ዝኾነ መበገሲ ገንዘብ ክህልወኩም ኣኡሕተትን - እዚ ድማ፣ cotisations sociales (ማለት ን ማሕበራዊ ሱታፌ ዝግበር
፣ ማለት ን ኣሹራንቸ ማለዲ ፣ ን ካልእን ክኸውን ክፍሊታት ብ ቐሊል መገዲ ከም እተዋጽኡ ዘኽል መስርሕ ቀሊል እዩ,) - እንተደኣ ገንዘብ ዘየእተኹም። መዋጽኦ ግብሪን ቀረጽን ኣይትኸፍሉን ኢኹም
- እቲ comptabilité ናይ ኣካውንታት (ወርሓዊ ስለ ዝቑረ ሕልኽላኽ ያብልኩምን)
- ክሳብ ገደብ ምዝውዋር ቫት (ተወሰኽቲ እሴት ግብሪ) ክትከፍል ኣየድልየካን እዩ።
- እቲ ቲቪኣ ኣይትኸፍሉን TVA (taxe sur la valeur ajoutée)
- እቲ ብ ACRE ዝበሃል ሓገዝ እውን ን ምትብባዕ ትረኽብሉ
ኣገዳሲ!
L’ACRE ን 12 ኣዋርሕ ምስ ዘይእትሰርሑ፣ l’ARCE እዚ ድማ ብመስርሕ እዩ ዝሕለፍ ድሕሪኡ ኢኹም ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ እትኾኑ። መረጋገጺ : ናይ መስርሕ ግንዲናይ ዓመታዊ ኣታዊ ( እዚ ማለት ኣብ ዓመት
L’ACRE ን 12 ኣዋርሕ ምስ ዘይእትሰርሑ፣ l’ARCE እዚ ድማ ብመስርሕ እዩ ዝሕለፍ ድሕሪኡ ኢኹም ናይቲ ዕድል ተጠቀምቲ እትኾኑ። መረጋገጺ : ናይ መስርሕ ግንዲናይ ዓመታዊ ኣታዊ ( እዚ ማለት ኣብ ዓመት
- ምስ ኩነታት ርእሰ-ስራሕ፡ ዓመታዊ ምዝውዋር (i.e. ኣብ 1 ዓመት ዝተኣከበ ገንዘብ) ክሓልፍ የብሉን
- €77,700 ንናይ ኢደ ጥበብ ንጥፈታት artisanales (መግቢ፡ ህንጻ፡ ኣገልግሎት፡ ማኑፋክቸሪንግ ወዘተ) ወይ ንሊበራላዊ ንጥፈታት libérales (ተርጓሚ፡ ኣዳላዊ፡ ኣሰልጣኒ፡ ኣሰልጣኒ፡ ኣማኻሪ ወዘተ)
- €188,700 ንንግዳዊ ንጥፈታት (ምዕዳግን ምሻጥን ፍርያት ኣብ ድኳን ወይ ኣብ ኢንተርነት፡ መመገቢ ወዘተ)።
እንተደኣ እቲ ደረት ሓሊፍኩሞ። ናብ ኢንተርፕራይዝ ክትስየሩ ክትግደዱ ኢኹም
ነዚ ዓይነት ንጥፈታት እዚ ዝምልከት ዝርዝራት ኣብዚ ተዓዘቡ ici.
ብልጫታት ናይቲ እዚ ዓይነት ስራሕ :
- ውሱን ማሕበራዊ ሓለዋ (ሕማም፣ ሓደጋ ስራሕ ወዘተ ምስ ዘጋጥም ገንዘብ የለን)
- ማሕበራዊ ወይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ገዛ ንምርካብ ዘጋጥም ጸገማት (ምኽንያቱ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ዝረኽብዎ ገንዘብ ውሱን ስለዘይኮነን ወነንቲ ብሓፈሻ ናይ ስራሕ ውዕልን ናይ ደሞዝ ስሊፕን ስለዝሓቱ)
- ከከም ኩነታትኩም ሾማጅ ኣለዎ sous conditions
- ቅድመ ኩነት ዝወሃቦ ዘለዎ ሽቕለት ኣልቦነት
ኣገዳሲ!
ግዝያዊ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ዘለዎ ባዕሉ ዝሰርሕ ንግዲ ምፍጣር ይከኣል እዩ። ብድሕሪኡ እቲ ናይ መወዳእታ ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ምስ ዝተመደበልካ ክትረዳድኣ ኣለካ።
ብፍሉይ ንርእሰ ስራሕ ዝኸውን ናይ ባንክ ሕሳብ ክትፈጥር ኣለካ፣ ማለት ንኣማኻሪ ባንክኻ ፍሉይ ሕሳብ ክኸፍት ክትሓትት ኣለካ። ንዓማዊልካ ክትህቦም ዘለካ RIB ናይዚ ሓድሽ ኣካውንት እዩ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ