Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2

ዋጋ

ብነጻ

ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ዓውደ ሕርሻ ናይ ምስራሕ ልምዲ እንተደኣሃልይኩም ኮይኑ ወይ እውን በቲ ኢሉ በቲ ኣብ ሕርሻ ምስራሕ ትፈትዉ ዲኹም ? ?

ኣብዚ ብምጥዋቕ እውን ምምዝጋብ ይከኣል እዩ : www.lagriculture-recrute.org

ቀሊል እዩ : ነዚንምግባር ሓደ ሕሳብ ወይ ኣካውንት ክትከፍቱ ኣለኩም። ! ሽዑ ኩሉ ነገር ምስ ኣረጋገጽኩም፣,ኣብቲ ዓውደ ስራሕ ንምምስጋብን ንምውድዳርን ትኽእሉ ኢኹም።

ዓውደ ሕርሻ ዝተፈላልዩ፣ ዝርዝር ናይ ስርሓት እዩ ዘለዎ።ስለዝኾነ ድማ ካብኡ ምምራጽ ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቶም ሓረስቶት ኣብየ ወቕቱ ዝጥለብ ስርሓት ንምዕማም ስራሕ ይፈጥሩ እዮም።ካብ መጋኢት ክሳብ መስከረም።

ኣብ እቲ ወቕታዊ ናይ ስራሕ መደብ ብምስታፍ ፣ ምናልባት ክውንነት ናይቲ ዓውዲ ኣብ ምድህሳስ ይሕግዝ ይኸውን። ብእኡ ኣቢልኩም ድማ ናይ ግዝያዊ ስርሓት CDD ወይ እውን ቀዋሚ CDI,ኲካ ናይ ምቁጻር ዕድል ዝፈጥር ክኸውን ይኽእል እዩ።.

ሓደ ሰራሕተኛ ናይ l'ANEFA ምስ ኩነታትኩምን ድሌትኩምን ዝከይድ ናይ ስራሕ ምምልማል ስራሕ ዝሕግዝ ማሕበር እዩ። ነቶም ሓረስቶት እውን ብቐጥታ ንኽምልምልኹም ክትሓትዎም ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

Une fois arrivé sur notre site internet, ኣብቲ "Connexion" ዝብል ጠውቑ፣ ብምቕጻል፣ "Créer un compte".ዝብል

ኣብኡ ኢመይልኩምን ፓስዎርድን ብምጥቓም ናብ "Candidat". እተዉ

ድሕሪ እሪ ነጥቢ ዚ ዝተፈላለየ ን ስልጠናታት ዝቕልሱ ዝርዝራት ቀሪቦም ክትሪኡ ኢኹም።

- ህሉው ኩነታት አራሕኩም,

- ናይ ስራሕኩም ተመኩሮ

- እትደልይዎ ዓይነት ኮትራት

- እብ ኣየናይ ዓውዲ ፣ እንታይ ዓይነይ ስራሕ ኢኹም ከ እትመርጹ

ነዚ ኹሉ ምስ ኣማላእኩም ኣብቲ "Candidat" ዝብል ጠውቑ፣ እቶም ኣባላ ናይ l'ANEFA እምጥነኩም እዩ ዝበልዎ ስራሕ ኣብ ምድላይ ክሕግዝኹም እዮም።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kate06kate06ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
alisanovakalisanovakተርጓሚ/ሚት
nicolasanefanicolasanefaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ