Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
120 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Activités et culture
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (120)
ትሩባት ፋይላት (120)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
120
ድሉዋት ፋይላት
120
57 - Moselle
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምእንቲ ርእስኹም ክትክእሉ
ምእንቲ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምዝራብን ምጽሓፍን፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምርድዳእ፡ ብዛዕባ ባህሊ ፈረንሳ ንምምሃር ልትክእሉ
20€ ናይ ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Ateliers de français
2 départements
ምሕጋዝ ን ንኣረጋውያንን ስንኩላንን
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges
67 - Bas-Rhin
ምርኻብ ምስ LGBTI+exilées ኣብ ዝግበር ኣኼባታት ምክፋል
ኣብ ቀዳመይቲ ቀዳም ናይ ወርሒ ኣብ ስትራስበርግ ተራኸቡ ንሓድሕድኩም ክትላለዩ፣ ክትዛተዩ፣ ሕቶታት ክትሓቱ...ወዘተ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ምስ La Station LGBTI+
69 - Rhône
ምስታፍ ኣብ ዕላል ምስታፍን ኢህን ምሂን
ኣብ ናይ ዕላል ፈረንሳዊ ተሳቲፍኩም ካፈታት ምስ ካልኦት ኣብ ኩሉ ደረጃታት ዘለዉ ሰባት ተራኸቡ ኢህን ምሂን ተበሃሃሉ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Café de conversation
8 départements
ምኽሻን መግቢ ኣብ ዝዛዕብኡ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ
ምሃር ኣሰራርሓ ምግቢ ምብሳል ተማሃር፣ ባህሊ ምርካብን ምክፋልን ብስደተኛታት ኣሰላፊ መግቢ ዝምራሕ ዓውደ መጽናዕትታት
ብነጻ
ዳርጋ 2 ሰዓት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ምስ Refugee Food
11 départements
ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።
ዳርጋ 5 መዓልቲ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት
69 - Rhône
ምጽዋት ስፖርት ።
ኣብ Lyon et Villeurbanne ሊዮንን ቪለርባንን ዝካየድ ስፖርታዊ ንጥፈታት፡ ዝተሓዋወሰን 100% ደቂ ኣንስትዮን፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ዮጋ፡ ጉያ፡ ብቕዓት...ወዘተ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ምስ Kabubu
57 - Moselle
ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ
ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ን9 ኣዋርሕ ንመንእሰያት ስደተኛታት ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ንምርካብ ዝዓለመ
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Action Jeunes Inclusion AJI
57 - Moselle
ተሳትፎ ኣብ ናይ ወለዲ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻፈሉ
ርክብ ምስ ምስ ካልኦት ወለዲ ብምፍጣር ብዛዕባ ናይ ከባቢ ኣገልግሎታት ንስድራቤታት ንምፍላጥን ዝግበር ንጥፈታት ግበሩ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ምስ Nos ateliers de conversations
75 - Paris
ምፍላጥ ብዛዕባ ግቡእማሕበራዊ ምምሕዳራዊ ሓገዝ
ኣብ ደስ ዝብል ቦታ ብምዃን ፣ ን ኣብ ፈረንሳ ዑቕባ ንዝሓተቱ ሰባት ብዛዕባ መሰላቶም ኣፍልጦኦም ምዕባይ
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Avec Le CAP'Intégration - Centre d'Accueil et de Préparation à l'Intégration
67 - Bas-Rhin
ቋንቋታት ፈረንሳን ስዋሂሊን ተለማመዱ
ስዋሂሊን ፈረንሳን ቋንቋራት ዝዛረቡ ሰባት ተራኸቡ፣ ቋንቋታት ተለማመዱን ባህልታት ይካፈሉን።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ምስ Karibuni tuongee
67 - Bas-Rhin
ምክንኻን ጀርዲን
ፍረታት ኣብ verger Mélanie à Strasbourg : ኣግራብ ምሕብሓብ: ምልቃም: ፍረታት ምህላኽን ምእንቲ ክትክእሉ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ምስ le jardin Mélanie
67 - Bas-Rhin
ምጉዓዝ ብእግሪ ኣብ ኣብ ባህርያዊ ቦታ ግበሩ
ጉዕዛ እግሪ ምስ ኣዕሩኽ ንምርኻብን ተፈጥሮ ንምስትምቓርን ብጉጅለ ምጉዓዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ምስ Tunaweza
67 - Bas-Rhin
ምርካብ ዕድል ብደርፊ ዝተሰነየ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር
ብቋንቋኻ ፈረንሳ ክትስጉም ብፈረንሳ ምሳና ደርፍ! ንኹሉ ክፉትን ነጻን እዩ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ምስ Ateliers de chant en français
67 - Bas-Rhin
ቋንቋ ፈረንሳ ብጸወታ ምልምማድ
ቋንቋ ፈረንሳ ንምልምማድን ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍን ምእንቲ ፣ ቀለልቲ ጸወታታት ምሳና ሓቢርኩም ተጻወቱ ።
ብነጻ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Tunaweza
ተወሳኺ ርእይቶ