Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Action Jeunes Inclusion AJI

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት, ደቐንስትዮ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 9 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ኣበይ ?

ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 mois

እንታዩ’ዩ ?

እቲ ብሓልዮት cours de français collectifs, ንመንእሰያት ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም።

እቲ መደብ ን9 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሰነ እዩ።

እዚ ስልጠና ኮርስ ኮርስ ንፈረንሳ ዘይዛረቡን ኣብ መበቆል ሃገሮም ዘይተማህሩን ሰባት ዝጥዕም ኣገባብ እዩ ተሃኒጹ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እቲ ትምህርቲን ኮርሳትን ፍጻሜታትን መርበብ ኣዕሩኽ ምፍጣር የኽእለኩም።

ከምኡ እውን ኣብ ዓውዲኹም ምስ ሰብ ሞያ ክትራኸቡ ንሕግዘኩም።

  • ብዛዕባ እንታይነት ዜግነት ፣
  • መሰል ምርካብ... ወዘተ ተመሃሩ

ከመይ ንገብሮ?

ንምምዝጋብ ብቐጥታ ደውሉልና ፡ 0612222881

ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
rivierarivieraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
issam boulekissam boulekተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት