Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይስልጠናታት ውሰድ፣ምስ Ateliers de français (57 - Moselle)

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምእንቲ ርእስኹም ክትክእሉ

ምስ ምስ Ateliers de français

Association CASSISኣዳላዊ Association CASSIS ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ምእንቲ ደረጃ ንምምሕያሽ ፡ ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ስራሕ ምድላይ ንምጅማርን ፕሮጅርክትኹም ምትግባርን ፣ ከምኡ ውን ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ነጻ ምእንቲ ክትኮኑ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ ተኸታተሉ።

እቲ ኣኣብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ እንተበዝሐ 12 ሰባት ዘለውዎ ስልጠና ኣዚ፣ ምስ እዚ ዝስዕብ ደረጃታት ተግባራትን የካትት፤

  • መሰረታዊ ኣፍልጦ ቋንቋ ፈረንሳ (ሰዋስው፡ ቓላትን ሓረጋትን) ተማሃር
  • ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝርራብ ምኽኣል
  • ኣብ መዓልታዊ ዝዝውተሩ ቃላትን መግለጺታትን ምርዳእን ምጥቃምን።
  • ቀለልቲ ዝምልልሳት ምግባር
  • ከምኡውን ባህሊ ፈረንሳ ምርዳእ እዩ።
ኣገዳሲ ኣፍልጦ!

እዚ ኮርስ ንምስታፍ ፣ ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ መለት ወረቐት ናይ ካብ ሓደ ቁዕባ ዘውህቡ ነገራት ምዃን ኣለኩም (ስደተኛታት፡ ሃገር ኣልቦ ሰባት፡ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ) ከምኡ’ውን ሓተትቲ ዑቕባን ብውሱን ክፍሊት ክመሃሩ ይኽእሉ፤
- ኣብ ማሕበር ንምምዝጋብ ዝኽፈል ክፍሊት ኣባልነት፡ ኣብ ዓመት €10
- ዋጋታት ኮርስ፡ ንወርሒ €20 እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ፊደላትን ቁጽርታትን ተማሃሩ
  • ብከመይ ነብስ!ኩ ከም እተላልዩ ፍለጡ
  • መሰረታዊ ሰዋስው ምርዳእ ክትክእሉ
  • ምእንቲ ሓደስቲ ቃላት ክትማሃሩ
  • ብቐለልቲ ሰነዳት ብዝበለጸ ኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብ ምግባር
  • ምስጓም ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ምዕባለ።

ኣብ ከተማ ዝነብሩ ሰባት ብምርኻብ ዝተፈላለየ ኣርእስታት ምዝርራብን ብሓባር ፈረንሳ ክትመሃሩን ምኽኣል።

  • ከትዕልልሉ ምኽኣል ምኽኣል
  • ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ክትገብሩ ምኽኣል
  • ብገዛእ ርስእስኹም ክትጎዓዙ ምኽኣል
  • ባዕልኹም መግቢ ንምግዛእ
  • ናብ ሓኪም ኪድ...ወዘተ ንምግባር ዘኽእል

  • ክብርታት ናይታ ሃገርን ሪፓብሊክ ፈረንሳን ዜግነትን ኣፍልጦ ምዕባይ
  • ባህሊ ፈረንሳን ሓፈሻዊ ባህልን ምስ ምስልታትን ቪድዮታትን፡ ሓፈሻዊ ጸወታታትን ...ምስታፍ ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብቁጽሪ ብስልኪ፡ 06 89 65 87 09
  • ብኢመይል ፡ isabelle.dauge@live.fr
  • ኣብቲ ቦታ፡11 Rue de Champagne, 57070 Metz ብምምጻእ ምርካብና ይከኣል እዩ

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
cassis-formationcassis-formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmdarlapmተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
samisesamiseተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles