Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋታት ፈረንሳን ስዋሂሊን ተለማመዱ

ምስ ምስ Karibuni tuongee

ኣዳላዊ Tunaweza ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ኣብቲ ንጥፈታት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ንጥፈታት ንኣሽቱ ጉጅለታት እዚ ዝስዕብ የገር

  • ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸቡ
  • ቋንቋ ፈረንሳን ቋንቋ ስዋሂሊን ተለማመዱ
  • ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ባህልታት ተለዋወጡ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ቋንቋታት ስዋሂሊን ፈረንሳን ተለማመድን ምዕባለን፣ ሓደስቲ ቃላት ተማሃሩ፣ ዝተፈላለየ ላህጃታት ናይ ምስማዕ ክእለት ኣማዕብሉ።

ምስ ኣብ ጥቓ ስትራስበርግ ዝነብሩ ሰባት ዕላልን ምፍላጥን ኣዘውትሩ።

ናታትኩምፍልጠት፡ ልምዲ፡ ተመኩሮታት ኣካፍሉ።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

Strasbourg, France

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • tunawezaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles