Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ብጸወታ ምልምማድ

ምስ ምስ Tunaweza

ኣዳላዊ Tunaweza ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ምስ ሓያሎ ካብ ሃገራት ኣብ ኩሉ ክልል ዕድመ ዘለዎምን ሰባት ፈረንሳ ንምምሃር ብጉጅለ ዝቐለለ ጸወታታት።

እቶም ጸወታታት ፈረንሳ ብቐለልቲ ቃላትን ሓረጋትን ዝግለጹ ኮይኖም፡ ብዝበዝሑ ተሳተፍቲ ንምርዳእ ዝከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብዝበለጸ ብቋል ተረዲእካ ምዝርራብ
  • ስነ-ቓላት ሕግታት ጸወታ ተማሃሩ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ዝያዳ ናጻ ኩኑ።


ብሳላ ናይ ጋንታ ጸወታታት፡ ምስ ካልኦት ሰባት ክትራኸቡን ክትዕልሉን፡ ዝተፈላለየ ላህጃታት ክትሰምዑን፡ ንሓድሕድኩም ክትተሓጋገዙን ወዘተ ... ይክእሉ

ዘለኩም ኣካፍሉ ግበሩ፣ ጽቡቕ ግዜ ኣስተማቕሩ፣ ተዛነዩ፣ ጸወታታት ፈረንሳ ርኸቡ...

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ቶማስ ብስልኪ ቁጽሪ 06 28 34 30 20 ብኤስኤምኤስ ወይ ናይ ዋትስኣፕ መልእኽቲ ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ።


Lieu d'accueil

57 Rue de la Charmille, 67200 Strasbourg, France

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • tunawezaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles