Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Nos ateliers de conversations

CCAS Metz
ኣዳላዊCCAS Metz

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 4 ሰዓት ናይ ወርሒ
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ

ኣበይ ?

ተሳትፎ ኣብ ናይ ወለዲ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻፈሉ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ን ወለዲ ኣብ ሓደ ንምምጻእን ኣብ ቁርሲ ንምዝርራብን ዝሕግዙ ናይ ወለዲ ዓውደ መጽናዕትታት እዮም።

እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ሓደስቲ ሰባት ክትላለ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ፡ ሓሳብኩም ምግላጽን ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት (ትያትር፡ ባህላዊ ምውጻእ፡ ንህጻናት ዝኸውን ንጥፈታት) ክትሳተፍን የኽእለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እቶም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ካልኦት ወለዲ ክትራኸቡን ክትለዋወጡን፡ ዝተፈላለየ ቋንቋታት ዝተፈላለየ ወይ ናይ ሓባር ተመኩሮታት ክትሰምዑን ልዕሊ ኩሉ ድማ ንሓድሕድኩም ክትተሓጋገዙን ትኽእሉ...

እቲ ናይ ዓውደ መጽናዕቲ ቦታ ኣብ ቤት ህጻናት ዝርከብ ኮይኑ፡ ወለዲ ብዛዕባ ክንክን ህጻናት፡ መቐበሊ ኣጋይሽ ወለዲ ንኽፈልጡን ኣብቲ ንህጻናት ዝተወጠነ ንጥፈታት ንኽሳተፉን የኽእሎም።

ተሳትፎኹም ኣብ ፡ መንደቕ መግለጺ ክጥቃዕ፡ ምስ መምርሕን ተርጓምን ታሪኻዊ ቦታታት ብምብጻሕ ብዛዕባ ባህሊ ሜትዝ Metz ክትፈልጥ ዕድል ክትረክብ ኢኻ።

ከምኡውን እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ዝወሃበሉ መሓውራትን ኣበይ ክትምዝገቡ ከም እትኽእሉን ንምርካብ ይሕግዙኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ብኢመይል በዚ ኣድራሻ ክትሰዱልና ትኽእሉ ኢኹም ፡ amilitello@ccas.mairie-metz.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
aurore57aurore57ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marwahusseinali@hotmail.commarwahusseinali@hotmail.comተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት