ብዛዕባ ናይ ማሕበራዊ ምምሕዳር መሰላት ኣፍልጦ ምህላው
ምስ ካፈ ደ ረፉጂ Le Café des Réfugiés
እንታይ ኢዩ?
ናይ ሓበሬታን ፣ ኢሂን ምሂንን ቦታ ፣ ቦታ ናይ ምልላይን ፣ ምስታይ ቡንን ውዑይ ነገር እናስሰተኻ ምምይያጥን ዘለዎ እዩ።
እዚ ማእከል ብዙሕነት፣ ናይ ሞያን ፣,ከ ኡ ኣውን ስደተኛታት ምስ ወለንተኛታት ዝሕግዝሉን ፣ ዝተፈላለየ ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ናይ (ስራሕ ፣ ክ ካልእን ደብዳቤታት ዝምልስሉን ...) መሰላቶም ን ግቡኣቶምን ዘፍልጥሉን (ናይ ሓገዝን፣ ናይ ጠበቓ ናይ ገንዘብ ን ካልእን ሓገዛት ዝረኽብሉን ቦታ እዩ...).
ዝኽፍተሉ ሰዓታት 9h00 ክሳብ 12h30 ካብ ሰኑይ ፣ ክሳብ ሓሙስ
i ክፍለጥ ዘለዎ! :Le Café des Réfugiés ን ወረቐት ዘለዎም ስደተኛታት ኣብ ፓሪስ (75000). ንዝነብሩ ጥራይ ዝዓለመን እዩ
i ሕጂ እውን ክፍለጥ ዘለዎ። :ቅድሚ ምስታፍኩም፣ ኣብ እቲ ቤት ጽሕፈት ብምኻድ፣ ጉዳይኩም ክትገልጹ ይግባእ
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 6 ክሳብ 12ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ካብ 6 ክሳብ 12ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓገዝ ን ናይ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ን ኣፍልጦ ሕጊን
ዝተፈላለዩ ነጋራት ከም እኒ፣ (CMU, CAF, Pôle emploi, impôts, ናይ መጓዓዝያን ሓገዝSolidarité transport, ትምህርቲን lecture des courriers፣ ...).ካልእን ሓገዛት ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም
ተመዝገቡ
በቲ ማሕበር ዝወሃብ ዝተፈላላዩ ኣኼባታት እውን ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም
- ኣብ ኣኼባታ ናይ ፣ ስደተኛታት ምስታፍ
- ናይ ምጥርናፍ ስድራቤታት ,
- ናይ ስራሕን ገዛን ምርካብ ኩነታት
- ናይ እንተርኔት ኣፍልጦታትን ካልእን ንምስታፍ ትኽእሉ
ስራሕን ስልጠናን ንምስታፍ ምኽኣል
እንተደኣ ደለይቲ ስራሕ ኴንኩም፣ምስ ናይ ውልቃዊ መደብኩም ዝኸይድ ፣ ናይ ስራሕ ኣማኻሪ ምህላው
ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ትምህርቲ
ከከም ደረጃኹም ንምምዕባል ዝሕግዝ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ስልጠና ምርካብ እውን ይከኣል እዩ ኣብ ማሕበርና
ባህላዊ ንጥፈታትን ስፖርትን
ናይ ባህላዊ ንጥፈታት መደባት ከም እኒ ፣ (ሙዝየም ፣ ትያትር፣ሲነማ፣ ኮንሰርት፣ ሰርከስ...) ከምኡ እን ናይ ስፖርትንንጥፈታት (ናይ ኣግሪ ጉዕዞ፣ ሓጺር ጉያ ናይ ኩዕሶ እግሪ ጋንታታት...).፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ፈለማ ኣብ ቲ ቦታ ብምኻድ፣ ንምውህሃድ ምሕታት
ብዘይ ቆጸራ ኣብ , au 69 - 71 Rue Archereau, 75019 Paris,
ወትሩ ካ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ካብ ሰዓታት 9h00, ን ጉዳይኩም ንምግላጽ
ብድሕሪኡ ን ኣብኡ ምስታፍ እኽእል