ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምሕባር ፣ ለውጢ ኣብ ህይወት ሓደ ስደተኛ ኣብ ፈረንሳ (ANEF)
ምሕባር ፣ ለውጢ ኣብ ህይወት ሓደ ስደተኛ ኣብ ፈረንሳ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF ሓድሽ ኣድራሻኻ፡ ምጥፋእ ወይ ስርቂ መንበሪ ካርድ ክኸውን ይኽልእ ፡ ...
ምሕባር ሓፈሻዊ ኩነታት ኣድራሻኹም ን OFPRA
ምሕባር ኩነታትኩም ን l'OFPRA እንተደኣ ቁጽሪ ቴለፎን ፣ ኣድራሻን ፣ ኢመይልን ቦታን እንቀይርኩም እትሕብሩ፣
ምርካብ መንበሪ ገዛ ካብ፣ ኢል-ደ-ፍራንስ ወጻኢ ኣብ ልዮነዝ lyonnaise ዝተባህለ
ምርካብ ሓገዝ ፣ ዞባ ንምቕያር፣ ስራሕን መንበሪን ንምርካብ ምሕጋዝ (ናብ ክፍልታት 15, 48, 36, 3, 49,76, 1
ምምሃር ንስራሕ፡ መንበሪ መድለዪ ፈረንሳዊ ቋንቋኹም ኣመሓይሹን።
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous ፣ ንተመሃሮ ቀዳምነት ዝገበረን ተመጣጣኒ ዋጋ ዘካሪን ዕድል ንምጥቃም
ምቕራብ ጠለብኩም ናይ DAHO ወይ DALO
ናይ መጀመርታ ሕቶታትኩም ዕዉት እንተዘይኮይኑ መንበሪ (DAHO) ወይ መንበሪ (DALO) ብህጹጽ ሕተቱ።
ምርካብ ናይ ቪዛል VISALE መድሕን ወይ ውሕስነት
ምርካብ ናይ እቲ ናይ ቪዛል VISALE ውሕስነት ንመጻኢ ገዛኢ ዋሕስ ክህልወኹም ዘኽእል ኣገባብ።
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ
ምምልካት መንበሪ ገዛ ንምርካብ ካፍ ፣ኩነታትኩም ንመሕደሪኻ ንምኽፋል ሓገዝ (APL, ALF, ALS) ክህብ ይኽእል እዩ።
ንምርካብ ናይ መንግስቲ ኣባይቲ፣ ፈለማ ኣብ AL'in ኣካውንት ምፍጣር ክትክእሉ
እዚ ኩሉ ናይ ኣክሽን ሎገመንት ማሕበራዊ ኣባይቲ ንሰራሕተኛታት ዝቐርብ መደብ እዩ