ጽቡቕ ኣቀባብላን ሓበሬታን ንኽትረኽቡ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ንምርካብ ንዝሽገሩ ፣ ምዕራፍ ኣካላት ምሓብክንክን ጸጉሮም ዝከናኸንሉንዝኣመስሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ዝረኽቡሉ ቦታ እዩ።
ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።
ምሓዝ ቆጸራን ፣ ን ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕሕክምና፣ናይ ሓፈሳዊ ኮነ ናይ ስፐሻሊስት ዝሕግዝ መስመር፣ ምፍላጥ
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ