ምስ Dressing et vestiaire solidaire - ምግዛእ ነጻ ወይ ትሑት ዋጋ ዘለዎ ናይ ስራሕ ክዳውንቲ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእ ነጻ ወይ ትሑት ዋጋ ዘለዎ ናይ ስራሕ ክዳውንቲ

ምስ ምስ Dressing et vestiaire solidaire

ኣዳላዊ Révèl'toi : le dressing solidaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 jours

እዚ Révèl'toi ቅድሚ ክዳን ክትክደን ዝሕግዘካ ነጻ ወይ ትሑት ዋጋ ዘለዎ ፕሮፌሽናል ክዳውንቲ የቕርበልኩም፤

  • ፈለማ እንተ ኣገዳሲ ቆጸራ ሃልይኩም።
  • ከም ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ክኸውን ይኽእል ።
  • ናብ ሓደ ትካል ወይ ናይ ህንጻ ቦታ ምብጻሕ።

Révèl'toi ምኽሪ ይህብን ንስራሕ፡ ንልምምድ ወይ ስልጠና ዝምችእ ክዳን ክትመርጽ ይሕግዘካ።

ምፍላጡ ዘግርድስ እቲ ኣገልግሎት ንኹሉ ክፉት እዩ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት።
€15 ናይ ኣባልነት ክፍሊት ክትከፍል ኣለካ ድሕሪኡ ድማ ብነጻ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ኣብ ሓደ ፕሮፌሽናል ክዳን ዘለዎ መልመልቲ ኣወንታዊ ጦብላሕታ ምፍጣር ክትክእሉ
  • ትካልና ምኽሪ ብዛዕባ ኣከዳድና: ንነፍሲ ወከፍ ትካል ወይ ሞያ ዝምጥን እንታይ ክዳውንቲ እዩ።

  • ምዃን ኣብ እዋን ስልጠና፡ ልምምድ ወይ ናይ ስራሕ እዋን ኣብ ክዳውንት
  • ሓድሽ ሞያዊ ክእለት ተማሃርን ምስ መሳርሕትኻ ምዝርራብን።

ምርካብ እቲ ክዳውንቲ ካብቲ ኣብ ድኳናት ዘሎ ዝሓሰረ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ትኽእሉ ኢኩም ምስቲ ማሕበር ንምርኻብ ሓገዝ እንተድኣ ደሊኻ፡ በዓል ሞያ ክሕግዘኩም ።

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • Dressing solidaireኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles