ምስ Avec Boutiques fraternelles - ምግዛእ ነገራት ብሕሱር ዋጋ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምግዛእ ነገራት ብሕሱር ዋጋ

ምስ ምስ Avec Boutiques fraternelles

ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ሓደስቲን ሰብ ዝተጠቕመሎም ወይ ናይ ሓራጅ ክዳውንቲ፣ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ነገራት ጠቐምቲ ነገራት፣ ከም ኡውን ኣብ ገለ ድንኳውንትና ፍሉይ መስርዕ ወይ ኣቑሑት ዝድርደረሉ ፍሉይ ቦታ፣ ባህላውያን ኣቑሑትን እንሸጠሎም እዋናት ከምዘሎና ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝተፈለልየ ዓቐንን ዓይነትን ዘለዎ ክዳውንቲ ኣለውና፣ ናውቲ ናይ ገዛ ከይተረፈ ከምዘለዉና ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ዋጋታት ቀረብና: ሕሱርን :ንምትሕብባር ዝዓለመን ንኹሉ ሰብ ብማዕረ ዝብጽሖን ኩሉ ደላዪ ሰብ ማለት ዓዳጊ ክገዝእ ከምዝኽእል ምዃኑ ከይሓበርናኩም ክንሓልፍ ኣይንደልን።

ኣቑሑና ብርግጽ ሕሱራት እዮም፣ እዞም ቦታታት ግን ልዕሊ ኩሉ ምዉቕ ኣቀባብላ፡ ምሕዝነት ዝግበረሎም ቦታታት ኮይኖም ኩሉ ሰብ ኢድ ከለቅሕ ድሉው እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ስራሕ ሰዓታትና ዝተፈላለየ እዩ። ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ዘላ ስነ ካርታ ካብ ዝርከባ ድንኳናትና ኣብ ሓንቲኤን ንምኻድ፣ ኣብታ ቤት ጽሕፈትና ከምዘለዋ እተርእይ ቀያሕ ምልክት ብምጥዋቕ ፣ እታ እትሕሸኩም ብምሕራይን ብምምራጽን፣ ብቐጥታ ናብታ ባህ እትብለኩምን እትቐርበኩምን ድኳን ክትድውሉ ክትከዱን፣ ኬድኩም ድማ እቲ ዝደለኹሞ ነገር ክትገዝኡ ከምእትኽእሉን ክንሕብረኩም ንፈቱ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 21400 Châtillon-sur-Seine, France
  • 03 80 91 11 88

  • 21700 Nuits-Saint-Georges, France
  • 03 80 62 36 98

  • 21200 Beaune, France
  • 03 80 24 74 36

  • 21340 Nolay, France
  • 06 65 77 18 91

  • Rue de Flammerans, 21130 Auxonne, France

  • 21230 Arnay-le-Duc, France
Chargement de la carte...

Liens utiles