ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 168
ምርካብ ግዝያዊ መጽለሊ
ሓደ መንበሪ ን ብሕሱር ኣብ à Saint-Dié (88) ኣብ ናይ ንኣሸቱ ሰራሕተኛታት ዝሰፍርሉ ቦታ ገዛ ንምርካብ።
ምርካብ ግቡእ ሓገዝ ኣብ ውልቃዊ መደብ ( ንስራሕ ትምህርቲን )ንምቕጻል
ምርካብ ኣብ ውልቃዊ ፕሮጀክትኩም (መጽናዕትታት፡ ሞያዊ) ከምኡ’ውን ኣብ ሞያዊ ውህደት ክትድገፍ ምኽኣል።
ንስራሕ ምርካብ ክንተሓጋግዘኩም
ምኽኣል ሓደ ዝከናኸን ዘሳሊ፣ ን ውልቀሰብ ምሕጋዝ፣ ናይ ዎርክሾፕ፣ ን ናይ ስራሕ ቦታ ምርካብ፣ ሓደ ስልጠና...
ንምዕዋት ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት
ምእንቲ ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ንነብስኻ ንምርኣይ ዝሕግዘካ ኣገልግሎት ፈረንሳ ትራቫይል
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Vosges
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትን ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን
ምስታፍ ኣብ ኮርሳት ፈረንሳን ሞያዊ ደገፍን ንደቂ 16-25 ዓመት
እናተደገፍኩም ንሞያዊን ውልቃውን ፕሮጀክት ድጋፍ ይግበረልኩምን
ምርካብ ዕድል ናይ ኣሰናትነት ብ ሚስዮን ንካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ሓገዝ: ስራሕ: ስልጠና: ወረቓቕቲ: መንበሪ ገዛ: ሲቪ: ጥዕና: ስፖርት ወዘተ::
ምስታፍ ብዝበለጸ ንምውህሃድ ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል Epinal ኤፒናል
ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሲቪ፡ ናይ ሞክ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፡ ናይ ትካላት ምብጻሕ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምኽኣል ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ ናብ ካፍ (CAF) ሓገዝ ንምርካብ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
ምሕዳስ ካርት ሰጁር ወይ መንበሪ ካርድ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ