Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንስራሕ ምርካብ ክንተሓጋግዘኩም

ምስ ፈቸ ቮያጅ Avec FACE iliha

ኣዳላዊ FACE iliha ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እዚ ስደተኛታት ስራሕ ወይ ስልጠና ንኽረኽቡ ንምሕጋዝ እንተወሓደ ናይ 6 ኣዋርሕ ናይ ውልቃውን ሓባራውን ደገፍ እዩ።

እዚ መደብ FAIR (ስልጠናን ደገፍን ንሞያዊ ውህደት ስደተኛታት) ይበሃል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • እዚ መደብ እዚ እንተወሓደ ን ሓደ ሰብ ን 6ኣዋርሕ ምስናይ
  • ኣብ ዓውደ መጽናዕታት ምስታፍ (ን ኣብ ነት : ኣብ ናይ ጥዕና ጠቐስ ጉዳያት ምስታፍ)
  • ብኸመይ ነብሰ ምህናጽ መደብ ይሰላሰል ምውጣን ዝዓለመ እዩ

ናይ ስራሕን ስልጠናን ናይ ምድላው ማእከላት ምብጻሕ

  • ንምርካብ ናይ ስራሕን ስልጠናን ናይ ምድላው ማእከላት ምብጻሕ

  • ንምምልላይ እትብህጎ ስራሕ ዝሰርሓ ትካላት
  • ንምርካብ ኣብ ሓደ ስጡም ናይ ስራሕ ሃዋሁ ምእታው፣

ምርካብ ዕድል ኣብቲ ዞባ ምስ ዘለዉ ወሃብቲ ስራሕ

  • ንከባቢ ሓላፍነት ዝስምዖም ተግባራት ምምሃር
  • ናብ ትምህርታዊ ኣፓርታማ ምብጻሕ (ተማሃሮ ብናጻ ምንባር ንኽመሃሩ ዝተዳለወ መንበሪ)

ከመይ ንገብሮ?

ኢመይልና ናብ f.bonjour@fondationface.org ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • face vosges 88ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • face-ilihaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles