Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትን ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን

ምስ ምስ PIAL (Parcours d'intégration par l'apprentissage de la langue)

ኣዳላዊ Mission locale du bassin d'emploi d'Epinal , centre social léo lagrangeኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ን ኣብ መንጎ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ብሕታዊ ደገፍ ኣብዚ መስርሕ

  • ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ
  • ኣብ መዓልታዊ መነባብሮ ሓገዝ ምርካብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሕያሽ ብጽሑፍን ብኣፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ንከመይ ጌርካ ንነብስኻ ከም እተላልያ ፍለጥ።

  • ኣብ ድሌታትኩም ብኩባንያታት ዝደልይዎ ስራሕን ዝተመርኮሰ ክውንነታውን ክብጻሕ ዝኽእልን ፕሮጀክት ድለ
  • ሞያዊ ዓለም ንምርዳእ ዝግበር ናይ ስራሕ ልምምድ
  • ኣብ ምንቅስቓስ ሓገዝ: መጓዓዝያ: ኮድን ፍቓድ ምዝዋር መኪናን...ወዘተ

  • ምስ ትጉሃት ሰብ ሞያ ተራኺብካ ሕቶታት ሕተቶም
  • ውልቃውን ሞያውን ኩነታት ንምግምጋም ስሩዕ ኣኼባታት ተሳተፉ
  • ኣብ ጠቐምቲ ኣርእስታት ኣብ ዝካየዱ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል።

ከመይ ንገብሮ?

ምስራሕ ቆጸራ ክትሕዝ ወይ ሕቶታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ፤

  • ብስልኪ፡ 03 29 82 23 05
  • ብኢመይል ፡ accueil@ml-epinal.fr
  • ኣብ ቦታ: 16 quai ኣንድረ ባርቢየር, 88000 Épinal
ምፍላጥ ዘገድስ
ድሕሪ እቲ ቀዳማይ ቆጸራ፡ ቅጥዒ ምዝገባ ክትመልኡ ኣለኩም።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • missionlocale88000ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_661804ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • traductionsinemተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles