Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

እናተደገፍኩም ንሞያዊን ውልቃውን ፕሮጀክት ድጋፍ ይግበረልኩምን

ምስ ምስ Mission locale Saint-Dié et Hautes Vosges

ኣዳላዊ Mission Locale Bassin de Saint-Dié et Hautes Vosges , Mission Locale Bassin de Saint Dié et Haute Vosgesኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців тому

እቲ ናይቲ ከባቢ ተልእኾ La mission localeካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣቀባብላ፣ ሓበሬታ፣ መምርሕን ደገፍን ዝህብ ማሕበር እዩ።

ውልቃውን ሞያውን ስጉምትታት ንምውሳድ ይሕግዝ፤

  • ምሕጋዝ ናይ ህይወት ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ምድጋፍ ስልጠና ምርካብ
  • ምትሕብባር ኣብ እዋን ስራሕ ምድላይ ።
  • ምዝዛም ናይ ናይቶም ወረቓቕቲ ምምሕዳራዊ ኣገባባት
  • ምርካብ ዕድል ናይ መንበሪ ገዛ ምርካብ
  • ምስናይ ናይ ጥዕናኹም ተኸናኸን ክትትልን።
  • ምእንቲ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ይገብሩ...ወዘተ ምሕጋዝ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ኣብ ሓደ ትካል ናይ ስራሕ ልምምድ ድለዩን ርኸቡን።
  • ምርካብ ስልጠና ምርካብን ምትሕግጋዝ ።
  • ስራሕ ምድላይን ምርካብን ምውህሃድን።
  • ኣብ ኣየናይ ዓውዲ፡ ንኣየናይ ስራሕ ከም ዘዋጽእ ምፍላጥን ...ወዘተ

  • ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ተመኩሮታት ምክፋል
  • ሲቪ ምህላውን ምፍጣርን፣ ናይ ተበግሶ ደብዳቤ... ምጽሓፍ ወዘተወዘተ

  • ምርካብ ውልቃዊ ቆጸራታት
  • ምስ ድሌታትኩም፡ ንፕሮጀክትኩም ንጸገማትምስ ዘጋጥመኩም ብ ከመይ ከም እትፈትሕዎ ዝተመጣጠነ ምኽሪ ምሕታት
  • ክትኣምኖም እትኽእል ናይ ሰብ ሞያ ናይ ጉጅለ ምልላይ።

ከመይ ንገብሮ?

እቲ ናይቲ ከባቢ ተልእኾ La Mission locale ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9ናይ ንግሆ ክሳብ 12 እዩ

  • ብስልኪ፡ 03 29 51 65 55
  • ብኢመይል ፡ contact@mlsaintdie.fr
  • ኣብቲ ቦታ: 11 rue de l'Université, 88 100 Saint-Dié-des-Vosges

ኣማኸርቲ ተልእኾ la Mission locale ከባቢ ኣብ ካልኦት፣ ቦታታ ኣብ ጥቓኹም ዝርከቡ ኣብያተ ጽሕፈትታትና ብሓጎስ ይቕበሉኹም፤ ኣብዞም ዝስዕቡ ቦታታት

  • ሴንት-ዲ-ደ-ቮስገስ Saint-Dié-des-Vosges
  • ሰኖነስ Senones
  • ሞየንሞቲየር Moyenmoutier
  • ራኦን-ል'ኤታፐ Raon-l'Étape
  • ባን-ደ-ላቨሊን ዝበሃል ትካል Ban-de-Laveline
  • ፕሮቨንቸረስ-ኤት-ኮልሮይ Provenchères-et-Colroy
  • ቅዱስ ሌናርድ Saint Léonard
  • ጀራርድመር Gérardmer
  • ኮርሲዮስ Corcieux
  • ግራንጅስ-ኣውሞንትዘይ Granges-Aumontzey
  • ፍሬዝ Fraize
ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ኩለን ኣብያተ ጽሕፈት ኣድራሻን ናይ ስራሕ ሰዓታትን ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣሎ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ነዚንምግባር ፈለማ መጀመርታ ብስልኪ ቁጽሪ 03 29 51 65 55 ቆጸራ ክትሕዙ ኣለኩም።

Lieu d'accueil

11 Rue de l'Université, 88100 Saint-Dié-des-Vosges, France

03 29 51 65 55

contact@mlsaintdie.fr

14 avenue Jean Jaurès, 88100 Saint-Dié-des-Vosges, France

03 29 51 65 55

1 rue Baldensperger, Place Jean XXIII88100 Saint-Dié-des-Vosges, France

03 29 51 65 55

france-services-saint-die@ca-saintdie.fr

11 Place Georges Clémenceau, 88210 Senones, France

03 29 51 65 55

23 Rue de l'Hôtel de Ville, 88420 Moyenmoutier, France

03 29 51 65 55

10 rue Georges Clemenceau, 88110 Raon-l'Étape, France

03 29 51 65 55

2 Petite Rue de Coinchimont, 88520 Ban-de-Laveline, France

03 29 51 65 55

5 bis place des Tissages, 88490 Provenchères-et-Colroy, France

03 29 51 65 55

69 Bd de Saint-Dié, 88400 Gérardmer, France

03 29 51 65 55

337 Rue de la Gare, 88430 Corcieux, France

03 29 51 65 55

1, rue de Lattre de Tassigny, 88640 Granges-Aumontzey, France

03 29 51 65 55

3a rue Victor Lalevée, 88230 Fraize, France

03 29 51 65 55

189 rue Eglise, 88650, Saint-Léonard, France

03 29 51 65 55

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • mission locale bassin de saint die des vosgesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • tdjnkrmተርጓሚ/ሚት
  • taghridተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles