ስራሕ ምርካብ
ምስ ኣብ ኢንተደዮ INTEDEO

ስራሕ ምርካብ

ምስ 
ኣብ ኢንተደዮ INTEDEO

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 30 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

INTEDEO ን ን ውልቃዊ ሓዘዝኩም እብ ግዝያዊ ስራሕ ዝነጥፍ ማሕበር እዩ

ን እብ ክልል ናይ Saint-Dié-des-Vosges, INTEDEO ንዝነብሩን ፣ ኩሎም ኣብ እቲ ከባቢ ክርከቡ ዝኽእሉ ስርሓትን (ኣብ ኢንዳስትሪ ,ህንጻ፣ ሸቐጥ ..). Tኩሎም ኩናታትትን ተመክሮታትን ቅቡላት እዮም

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ ስደተኛ መንበሪ ካርድ ምህላው ጥራይ

ግዜ

ክሳብ 24 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ኣገዳሲ

ናይ ስደተኛ መንበሪ ካርድ ምህላው ጥራይ

ግዜ

ክሳብ 24 ኣዋርሕ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

88 - Vosges

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ኣሰናይነት ናይ ናይ ውልቂ

  • ናይ ውሎኢ መደብ ዝዓለም ሓበሬታ
  • ኣኣብ ስልጠናን ስራሕን ዝወስድ ሓበሬታ

ኣብ ዝተፈላላዩ ጽላታት

INTEDEO ምስ ዝተፈላላዩ ትካላት እዩ ዝሰርሕ

ቅቡል ዝኾነ ፕሮፋይል ወይ መለልዪ ከም ዝህህልወኩም ይገብር

  • ዲፕሎም ክህልወኩም ኣድላዪ ኣይኮነን
  • ን ስንኩላን ሰራሕተኛታት ክፉት እዩ

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ደውሉልና ብ : 0329429027

  • ወትሩ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 17h.
  • ብ ቋንቋታት ፈረንሳን እንግሊዝን

ሓደ ወኪም ን ኽንኮነኩም ምጹና

CVኩም ብ ቐጥታ ምእታውን ትኽእሊ ኢኹም

ኣብ Allée Robert Schumann - 88110 Raon l'Etape እዩ ኣድራሻና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

INTEDEO 88