Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ብዝበለጸ ንምውህሃድ ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምክፋል Epinal ኤፒናል

ምስ ምስ CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration)

ኣዳላዊ FACE iliha ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ኤፒናል ምስ፤

  • ምስታፍ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ምርካብ ምኽርታት CV, ንሲቪ ምጽሓፍ፣ ንቃለ መሕትት ስራሕ
  • ርኽበታት ኩባንያታትን ሰብ ሞያን ምዃኑ’ዩ።
  • ባህላዊ ዑደት ንምፍጻም ድሉ ምዃኑ’ዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ንምስታፍ ግድን ዘድልዩ ነገራት፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ - ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ምስ ፍቓድ መንበሪ - ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊክን) ዝፈረምኩም ምዃን
- ኣብ ኤፒናል ይነብሩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምውህሃድ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝዝረበሉ ጉጅለ
  • ምምሃር ከምኡውን ሓደስቲ ቃላት
  • ምጥቓም ንመዓልታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ኣንብብ፡ ጽሓፍ፡ ተዛረብ፡ ተረዳድኡን።

  • ብከመይ ጌርኩም ንነብስ ከም እተቕርብን ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ምሓዝን ተማሃር
  • ምኽኣል ሲቪ ጽሓፉ
  • ምህላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው ወዘተ።

  • ምድላው ዑደት ኩባንያታት
  • ምውህሃድ ሞያዊ ምትእትታው
  • ምክያድ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምምስሳል።

  • ቅርሲ ከተማኹም ንምርካብ ኣብ ባህላዊ ዑደት ትሳተፉ ።

  • ምምሃር ንኣከባቢ ዝምልከት ሓላፍነታዊ ተግባራት
  • ምኽኣል ልእታው ናብ ትምህርታዊ ኣፓርታማ (ብናጻ ምንባር ንኽትመሃር ዝተዳለወ መንበሪ) ምብጻሕ።

  • ምዝውታር ኣብ ግብራዊ ዓውደ መጽናዕትታት ተሳተፉ፡ ኣሰራርሓ መግቢ ምብሳል ምግባር፡ ፍርያት መመላኽዒን ንጽሬት ገዛ ዝኸውን ፍርያትን ምግባር
  • ምሃር ክትክተሎ ዘለካ ሕግታት
  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ልምዲ ምምክዕባት።

ከመይ ንገብሮ?

ስደዱልና ናብ f.bonjour@fondationface.org ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ።

Lieu d'accueil

88000 Épinal, Vosges, Grand Est, France métropolitaine

07 49 30 57 42

f.bonjour@fondationface.org

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • face-ilihaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • yassin bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles