ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምርካብ ኣብ ርእስኻ ዝሓሸ ስምዒት ንኽስምዓኩም ምስ ሰብ ሞያ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ተራኸቡን ከኣሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምርካብ ወረቓቕቲ፣ ፋይላት፣ መመልከቲታት (መንበሪ ካርድ፣ ስድራቤት፣ ጉዕዞ፣ ናቹራላይዜሽን) ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን እዩ።
ምኽኣል ናይ ክፍለ ግዜ CDDI ንብዙሕ ክእለት ዘለዎ ወኪል ምፍራይ መግቢ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን።
ምርካብ መንበሪ ገዛ ንንጽል ሰባት ዝኸውን መንበሪ ገዛን ምስቲ ኣገባባት ዝተመዓራረየ ደገፍን ምህላው
ምስራሕ ኣብ ጽላት ናይቲ ሞያዊ ፕሮጀክኹም፣ ስልጠና ኣብ ምርካብ ሓገዝ፣ ግዝያዊ ምደባ ቀዋሚ ስራሕ ወዘተ
ብኽፋል ግዜ CDDI ሲዲዲኣይ ኣብ ጽላት ዕንጨይቲ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን።
ምርካብ ሓገዝ ን ስራሕ-መጽናዕትን ስራሕ ንምርካብን ኣብ ኢንዱስትሪ ህንጻ ስልጠና፡ ብሕታዊ ደገፍ ምርካብ ምኽኣል ወዘተ
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ውልቃዊ ደገፍ፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ
ምኻኣል ናይ ክፍለ ግዜ ናይ ውሱን ግዜ ውዕል ንወኪል ጽገና ሓምላይ ቦታ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን ምርካብ ።
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!