ምርካብ ሓገዝ ብናይ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓ
ምስ ምስ CIDFF Mayenne
ኣዳላዊ Centre d'information sur les droits des femmes et des familles (CIDFF) de Mayenne ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуምርካብ ውልቃዊ ደገፍ ካብ ሰብ ሞያ ን፤
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ካርድ፣ ስድራቤት፣ ዜግነት ወዘተ) ክገልጸልካን ክሕግዘካን
- ምርካብ ብዛዕባ መሰላት ምኽሪ ይህበካ።
ምፍላጥ ዘገድስ
ክትስነዮ፡ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ክትህሉ ኣለካ፡ ቅብሊት ክህልወካ ኣለዎ፡ ወይ መንበሪ ፍቓድ፡ ወይ ናይ ነዊሕ ጻንሖት ቪዛ።
ክትስነዮ፡ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ክትህሉ ኣለካ፡ ቅብሊት ክህልወካ ኣለዎ፡ ወይ መንበሪ ፍቓድ፡ ወይ ናይ ነዊሕ ጻንሖት ቪዛ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
cidff53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mohieddinተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት