ምስ ID'EES INTERIM - ምርካብ ስራሕን ኣብ ሞያዊ ውህደት ደገፍ ምርካብን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕን ኣብ ሞያዊ ውህደት ደገፍ ምርካብን

ምስ ምስ ID'EES INTERIM

ኣዳላዊ Groupe ID'EES ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምርካብ ስራሕን ፣ እዚ ን ስራሕ ምርካብ ንዝሽገሩ ሰባት ሓገዝ ምርካብ፤

  • ፈለማ ግዝያዊ ናይ ስራሕ ምደባታት ምልላይ
  • ብዝተኻእለ መጠን ምቹእ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ደገፍን ክትትልን ምግባር
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ዝሕግዙ ምኽርታትን መብርህታትን ምሃብ።
ምፍላጡ ዝገድስ ዝተፈላለዩ ክኾኑ ዝኽእሉ ስራሓት ኣለዉ፡ - ምስራሕ ኣብ ናይ መስራሕቲ ትካላት - ሰራሕተኛ ጽሬት - ኣብ ምምስራሕ ፕላስቲክን ካላእ - ፖስጠኛ - ከምኡውን ናይ ህንጻ ሰራሕተኛታት ሸቃሎ ህንጻን ህዝባዊ ስራሕን - ...

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ምህናጽ
  • ምኽኣል ግዝያዊ ዕዮታት ምፍጻም
  • ምህላው ስራሕን ደሞዝን ።

ምህላው ነዞም ንዝስዕቡ ዝተመጣጠን ናይ ስልጠና ኮርሳት ናይ ምውሳድ ተኽእሎ፤

  • ምዕባይ ተኽእሎ
  • ምምዕባል ሰብኣዊ ባህርያት ሞያዊ ክእለት ኣማዕብል
  • ምድላይ ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ስራሕ ።

  • ምርካብ ክንክን ህጻናት ንምርካብ፡ መንበሪ ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባት ንምምላእ ደገፍን ስሩዕ ክትትልን ምግባር
  • ክእለት ንምምዕባል ሓግዝ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ምህናጽ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ዕላማ ኣብ መወዳእታ እቲ ደገፍ ናይ ነዊሕ ግዜ ስራሕ (ቀዋሚ ወይ ቀዋሚ ውዕል) ወይ ብቑዕ ስልጠና ምርካብ እዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፣ ኣማኻሪኻ ፈረንሳ ትራቫይልFrance Travail (Pôle emploi)፣ ኣማኻሪ ሚሽን ሎካልካ፣ PLIE (ናይ ከባቢ ውህደትን ውጥን ስራሕን) ወይ ወኪል ስራሕ ካብ CHRS (ማእከል መንበሪን ማሕበራዊ ዳግመ-ውህደትን)፣ d'Enosiaወይ CCAS (ማእከል ማሕበረሰባዊ ማሕበራዊ ስጉምቲ) ናብቲ sur le portail de l'inclusion ክኣቱ ኣለዎ ።

  1.  iciዝርከቡ ናይ ስራሕ ክፉት ቦታታት ድለዩ።
  2. ነቲ ናይ ስራሕ ዕድል ንምምልካት "Postuler"ዝብል ጠውቕ።

ብቁጽሪ ቴለፎን 02 43 59 82 42 ደውሉ

ወይ ድማ ናብ interim.laval@groupeidees.fr ኢመይል ስደዱ

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • id'ees interim 53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mediciተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • asyastተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles