ምርካብ ሓደ ስራሕ ረኺብኩም ኣብ ሞያዊ ውህደት ሓገዝ
ምስ ምስ Insertion par l'activité économique
ኣዳላዊ Ergos Actual Insertion ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምርካብ ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ብሕታዊ ሓገዝ ምስ፤
- ምርካብ ዕድል ናይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ምኽሪ ምርካብ
- ከምኡውን ሰብኣዊን ሞያውን ባህርያት ንምምዕባል ስልጠና ምርካብ
- መኣስ እዚ ጥራይ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ደገፍ: ፍቓድ ምዝዋር መኪና፣ ሰነድ መንነት ወዘተ።
- ብዘይካ እዚ ግዝያዊ ምደባ ስራሕ (ግዝያዊ) ኣብ ብዙሓት ዓውድታት: ህንጻ: ኢንዱስትሪ: ሎጂስቲክስ: መጓዓዝያ ወዘተ.
ምፍላጡ ዘገድስ ነፍሲ ወከፍ ተሳታፊ ብውልቂ ብሓደ ርክብ ሰብ ይድገፍ , ኣብ ኩሉ ምምሕዳራዊ ኣገባባቶም ምስ ኩነታቶም ዝሰማማዕ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 1 B Rue de la Gaucherie, 53000 Laval, France
- 02 43 67 03 03
- ergos.laval@actualgroup.com
- 6 Bd du Général Leclerc, 53100 Mayenne, France
- 02 43 08 35 91
- ergos.mayenne@actualgroup.com
- 8 Av. Raoul Vadepied, 53600 Évron, France
- 02 30 31 86 99
- ergos.evron@actualgroup.com
- 38 Pl. Renault Morlière, 53500 Ernée, France
- 02 30 05 11 38
- ergos.ernee@actualgroup.com
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ergos53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
sinalunasiemተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት