ምርካብ ክንክን ናይ ኣእምሮ ጥዕናኻ ምሕብሓብ
ምስ ምስ Association I.Care
ኣዳላዊ I.Care ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእንተደኣ ኣብታ መበቆል ሃገር ኣጸጋሚ ኩነታት ዘጋጠሞም ሰባት፡ ናብ ኤውሮጳ ንምምጻእ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ፡ ካብ ናብ ፈረንሳ ካብ ዝኣትዉ ጀሚሮም፡ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም፡ ምስማዕ፡ ደገፍ።
ድቃስ እንተደኣ ዝኣብየኩም ወይ ፡ ብሕልሚ ቀትሪ እንተደኣ ዘሸግረኩም ኮይኑ፡ ቃንዛ ኣካላት ኣለኩም፡ ጸገም ምዝካር ፡ ውጥረት ትስምዓኩም፡ ድሕሪ ደጊም ንመጻኢ ከም ዘይብልኩም እንተኮይንኩም: ሰብ ሞያ ጥዕና ኣእምሮ ክሕግዙኻ ኣለዉ።
ምፍላጡ ዘገድስ እዩ!
እቲ ማእከል ንኹሎም ኣብ ማየነ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ፡ ዕድመ፡ መበቆል ወይ ዝዝረብ ቋንቋ ንዝነብሩ ስደተኛታት ክፉት እዩ።
እቲ ማእከል ንኹሎም ኣብ ማየነ ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ፡ ዕድመ፡ መበቆል ወይ ዝዝረብ ቋንቋ ንዝነብሩ ስደተኛታት ክፉት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 18 Rue du Capitaine Paul Normand, 53000 Laval, France
- 06 98 00 63 27
- admin@icare53.fr
Chargement de la carte...
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
séverine r. - i.careኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
zeeተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት