ምምሃር ኣብ ኦርሊ Orléans ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ምጅማር ኣብ ኦርሊንስ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ርኸቡ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ምጅማር ኣብ ኦርሊንስ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ርኸቡ።
እዚ ናይ TCF IRN ንዝተፈላለዩ ኣገባባት ደረጃታት A1, A2ን B1ን ዘረጋግጽ ወግዓዊ ፈተና እዩ።
እዚ ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት (ኣባይቲ፣ ስራሕ፣ ስልጠና ወዘተ) ይሕግዙ
ናይ 5 ሰሙን መደብ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምንጽብራቕን ንምግላጽን ብዛዕባ መሰላት ንምፍላጥን ዝዓለመ መደብ
ወግዓዊ ዲፕሎማ ቋንቋ ፈረንሳ ድሕሪ ምሕላፍ ፈተና : DELF
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ኣብ ስራሕ፣ ጥዕና፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ መሰላት ኩለመዳያዊ ደገፍ ክህልዎም ዝዓለመ።
ምድህሳስ ታሪኽን ዝኽርን ስደት ኣብ ዞባ ሴንተር-ቫል ደ ሎየር፣ ዝዓለም መደብ ንምስታፍ
እዚ መደብ ኣብ ሓደ ማሕበር ወይ ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ተሳተፍ ጠቓሚ ክትከውን
ብ ደረጃ ቃልን ጽሑፋውን ፈረንሳኻ ገምግሙን ከምኡውን ፣ ምስ ድሌታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ረኸብ።
ምርካብ ናይ ሓደ ኣብ ምትሕውዋስ ባህልታት ዝነጥፍ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላ ደገፍን መምርሕን ንኽህልወኩም
እዚ ን ሰብ ሞያ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦምን ክሳብ 29 ዓመት ዝዕድሚኦምን መናእሰይ ስንኩላን ይሕግዙ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ