Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሞያውን ብውልቅን ድጋፍ

ምስ ምስ Mission Locale du Pithiverais

ኣዳላዊ Mission Locale du Pithiverais ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ መደብ እዚ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ንኹሉ ሞያውን ውልቃውን ተግባራት ውልቃዊ ደገፍ ንምርካብ የኽእለኩም፤

  • ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ስልጠና ምርካብ
  • ስራሕ ድለዩ።
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም
  • መንበሪ ንምርካብ
  • ጥዕና ምሕብሓብ
  • ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ይገብሩ...
ምፍላጡ ዘገድስ!
ስንክልና ከምዘለዎም ኣፍልጦ ንዝረኸቡ መንእሰያት ክሳብ 29 ዓመት ዝዕድሚኦም ደገፍ ይወሃብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ውልቃዊ ኣኼባታት ምስ በዓል ሞያ ንምርካብን ፣ ንሕቶታትኩም ንምምላስን ከከም ድሌትኩም ንምሕጋዝን
  • ከምኡውን ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ዝርከባ ኮምፒዩተራት (ኢመይል ምልኣኽ፡ ፋይል ምምላእ፡ ሰነድ ምውራድ ወዘተ)።

  • ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ጽሓፍ
  • ኣብ ሓደ ንግዲ ናይ ስራሕ ተመኩሮ ምምዳብ ምግባር
  • ስልጠና ንምውሳድ ጀምር
  • ንዝቐርብ ስራሕ ጠለብ መልሲ ምሃብ።

  • ሞያዊ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ምኽሪ ንጽሕፈት ሲቪን ነይ ተበግሶ ደብዳቤን፡ ምድላው ቃለ መሕትት ስራሕ ወዘተ።
  • ርእሰ ተኣማንነት ንምርካብ ዝግበር ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ትያትር፡ ኣቃውማ፡ ምስ ካልኦት ዘለካ ርክብ...ወዘተ ምርካብ

ንክሰምዓኩም ድልው ዝኾነ ኣማኻሪኻ ድ ናይ ሚሽን ሎካል Mission Locale. ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ ቆጸራ ክወሀበኩም ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 02 38 30 78 06
  • ብኢመይል ፡ ml.pithiverais@orange.fr
  • ብቐጥታ ኣብቲ ቦታ:1 Centre Madeleine Rolland - Porte 4, 45300 Pithiviers ፒቲቪየርስ ርኸቡና
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ከባብያዊ ተልእኾ ኣብ መጀመርታ ቆጸራ ከይወሰደ ብተሌፎን ሓበሬታ ክህበካ ይኽእል።

ናይ ስራሕ ሰዓታት ድማ፤
- ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12:30 ካብ ሰዓት 1:30 ክሳብ 5:30
- ሶኒ ንግሆን ዓርብን ሰዓት 4፡30 .

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • mission locale pithiviersኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles