Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ታሪኽ ስደት ኣብ ዞባ ሴንተር-ቫል ደ ልዋር ዳህስሱ።

ምስ ምስ Mémoires Plurielles

ኣዳላዊ Association Mémoires Plurielles ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

Mémoires Plurielles ክልተ ምርኢታት "ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ስደት"ን "ስደት ንደቂ ኣንስትዮ" ንሓደስቲ መጻእቲ ፣ ንውዕል ውህደት (CIR) ንዝፈረሙን የቕርብ። ብመሪሕነት መራሕቲ ዑደት ዝግበር ሓባራዊ ዑደት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

Mémoires Plurielles ብቐጥታ ብምኻድ ይፍጸም

ኣብ እዚ ክልተ ምርኢታት ኣቢሉ ፣ ኣበርክቶ ስደተኛታት ሰባት ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ይሕብር፣ በጻሕቲ ምእንቲ ንባዕሎም ኣካል ናይዚዋሕዚ ምዃኖም ንምርዳእን፣ ኣብ ቀጻሊ ድማ ፣ ዛንትኦም ከዘንትዉን ዝዓለም እዮ

ኣብ ምሉእ እቲ ዑደት፡ ህዝቢ ኣብ ታሪኽ ስደት ዝምልከት ኣገደስቲ ህሞታት ይረክብ። ብተወሳኺ ኣብ ኣበርክቶ ስደት ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ሕብረተሰብና ብርሃኑ የጉልሕ።

ኣብ መወዳእታ እቲ ዑደት ምስ ተሳተፍቲ ብዛዕባ ናይ ገዛእ ርእሶም ታሪኽ ስደት ብምዝንታው ኢና፡ ኣብ ዙርያ እቲ ዑደት ዝተመርጸ ቴማ ኣብ ዝግበር ዕላላልት ነሳትፎም ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ማሕበርና Mémoires Pluriellesተረኸቡ

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • association mémoires pluriellesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles