Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንምውሳድ ወግዓዊ ፈተና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ (TCF IRN)

ምስ ምስ Centre d'examens - Espace C2B - CRIA45

ኣዳላዊ Espace C2B - CRIA45 , France Education Internationalኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣምበኣርከስ እቲ ናይ TCF IRN ፈተና ደረጃ A1, A2 ወይ B1 ብፈረንሳ የረጋግጽ።

- ደረጃ A1 ንናይ OFII ውህደት እትወስድዎ ኮርሱ የዕብዮ።

- ደረጃ A2 ንናይ 10 ዓመት መንበሪ ካርድ ከተመልክት እንከለኹም ይሕግዝ የ።

- ደረጃ B1 ንዜግነት ፈረንሳ ከተመልክት የኽእለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ደረጃ A1 ንናይ OFII ውህደት እትወስድዎ ኮርስ የዕብዮ።

እዚ ደረጃ A2 ፕረፈክቸር ናይ 10 ዓመት መንበሪ ካርድ ንምርካብ ዝጠልቦ ደረጃ እዩ።

ደረጃ B1 እቲ Préfecture ፕረፈክቸር መስርሕ naturalisation ናቹራላይዜሽን ንምጅማር ዝጠልቦ ደረጃ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

- ብኢንተርነት ተመዝገቡ።- S'inscrire en ligne

- ኣብ ቦታ: ብቆጸራጥራይ ብምኻድ ወይ ናብ 02 38 63 77 22 ብምድዋል ወይ ውን ኢመይል ናብ examens@cria45.comብምጽሓፍ ተምዝገቡ



12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • espace c2b - cria45ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles