Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ Espace C2B - CRIA45 (45 - Loiret)

ብቕዓትን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኹም ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ

ምስ ምስ Espace C2B - CRIA45

Espace C2B - CRIA45ኣዳላዊ Espace C2B - CRIA45 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ነዚ ንምፍላጥ ዝግበር ውልቃዊ ኣኼባ

- ናይ ደረጃ ብቕዓት ፈረንሳ (ምዝራብ፡ ምጽሓፍ፡ ምንባብን ምርዳእ ክትክእሉ)

- ኣብ ከባቢኻ ብቋንቋ ፈረንሳ ልምምድ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ፈተና ስልጠና ምርካብ ድሕሪ እቲ ናይ ገምጋም ደረጃኹምን ምስ ድሌታትኩም ዝተመጣጠነን ከነውህበኩም ንኽእል ኢና።

እቲ ገምጋም ደረጃኻ ብፈረንሳ ክትምርምር የኽእለኩም ቅድሚ ንወግዓዊ ፈተና ፈረንሳ ምምዝጋብኩም (DELF, TCF IRN...) ናብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ቅድሚ ምምልካትኩም፤

- ናይ 10 ዓመት መንበሪ ካርድ ንምርካብ ኣብ ኣመልክትሉ።

- ፈረንሳዊ ዜግነት ንምርካብ ኣብ እተመልክትሉ።

- ብቑዕ ስልጠና ምእታው (ኣላዪ፡ ሓላዊ ጸጥታ ወዘተ) ንምርካብ ኣብ እትጠልብሉ

- ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ምክትታል ቅድሚ ምጅማርኩም

ከምኡውን እቲ ገምጋም ብተወሳኺ ሞያዊ ስልጠና ንምክትታል ደረጃኻ ብፈረንሳ ክትፍትሹ የኽእለኩም :

- ካፕ CAP

- ሞያዊ መዓርግ Titre professionnel ንምርካብ

- ምምዕባል ውልቃዊ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምርካብ የኽእል

...

ከመይ ንገብሮ?

ብኢ-መይል ፡ contact@cria45.com

ብስልኪ፡ 02 38 63 77 22 ርከቡና

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
espace c2b - cria45espace c2b - cria45ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariammariamተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapirirzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
ananasananasተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles