ምርካብ ኣገልግሎት ተሰናይነትካብ la Mission Locale
ምስ ምስ Mission Locale de l'Orléanais
ኣዳላዊ Mission Locale de l'Orléanais ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእቲ ተልእኾ ከባቢ La Mission Locale ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ሞያውን ውልቃውን ጻዕርታቶም ይድግፍ፤
- ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
- ስልጠና ምድላይ
- ስራሕ ምድላይ ።
- ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ምፍጻምን ከምኡውን
- መንበሪ ንምርካብ
- ክንክን ጥዕና
- ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት ምግባር..ወዘተ የጠቓልል.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
nbernardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት