ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ምብጻሕ ደረጃ A2 ንምርካብ ኮርሳት ፈረንሳን ሞያዊ ስነ-ቓላት ምምሃርን።
ምኽኣል ኣብ ፈረንሳ ትምህርቶም ንምቕጻል ወይ ንምስራሕ ካብ ዩኒቨርሲቲ ቱሉዝ ኣፍልጦ ዘለዎ ዲፕሎማ ክህልዎም እዩ።
ምእንቲ ኣብ ብዙሕ ባህልታት ዘለዎ ናይ ሓባር መንበሪ ግዝያዊ መንበሪ ምህላው፣ ዝዓለመ መደብ
(ኣብ ዞባ ላዕለዋይ ጋርኖል ኦን ኡ ጋርኖል en Haute-Garonne) ናይ ሞያዊ\ት ናትካ\ኪ ናይ መጻኢ ንምህናጽ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ ::
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ገጠራትን ከባቢ ከተማታትን ስራሕን መነባብሮን ርኸቡን
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ንምርካብ ሓደ ስልጠና፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ን ተኸፋልቲ ብ (SIAE) ዝበሃል ተቕዋም ንዝኾኑ ሰባት ዝዓለመ።
ምርካብ 2 ዓመት ደገፍ ግዳያት ጾታዊ ምዝመዛ: ስራሕ: ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳዊ: ወረቓቕቲ
ምኽኣል ኣብ ቱሉዝ Toulouseካብ A1 ክሳብ B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምስ ንጥፈታትን ደገፍን።
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምርካብ ምስክር ወረቐት ናይ ደረጃ B2 ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ብቅዓት ንናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ