ምስ la Filière d'Inclusion Sociolinguistique de l'Union Cépière Robert Monnier - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንኹነታትኩም ስራሕ ዝዓለመ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንኹነታትኩም ስራሕ ዝዓለመ

ምስ ምስ la Filière d'Inclusion Sociolinguistique de l'Union Cépière Robert Monnier

ኣዳላዊ Union Cépière Robert Monnier (UCRM) ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እዚ ስልተና እዚ ንሓደስቲ ዝመጹ ሰራሕተኛታት ናይ ሓደ ብቁጠባዊ ንጥፈታት (SIAE) ኣቢሉ ናይ ውህደት ናይ ትካላት ሞያዊ ዕላማ ዘለዎ ናይ ፈረንሳ ስልጠና እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዕላማ ናይዚ ስልጠና እዚ፣ ን ብቕዓትኩምን ናይ ምዝርራብን ጽሑንፍ ኣብ ናብራኹምን ስራሕኩም ክጠቕመኩም ብዝያዳ ኣብ ስራሕ ዝዓለመ ሓገዝ ንምግባር እዩ።

ኣብ ስራሕ ቦታ ይኹን ካብ መሳልል ውህደት ወጻኢ ብቑጠባዊ ምንቅስቓስ ኣቢሉ ከከም ዓቕሚ ምቕባል መሓውር ውህደት ስልጠና ምሃብ እጃምና እዩ።

እዚ መደብ ኣብ ስራሕን ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ርክብ ርእሰ-ምሕደራ ክትረክቡ ክትድገፉ የኽእለኩም።

ነፍሲ ወከፍ ስልጠና ብመሰረት ምስ ናይ ስራሕ ሃዋህው፣ ናይ ትምህርቲ ፕሮፋይልን ደረጃ ሰራሕተኛታትን ዝተኣሳሰሩ ድሌታት ምስ ምሕደራ፣ ውህደት ኣካየድትን ቴክኒካዊ ተቖጸርቲትን ዝተዳለወ እውን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?


ን ኣፍልጦ
እዚ ስልጠና እዚ ንምርካብ፣ ሓደ ደሞዝ ወይ ስራሕ ክህልወኩም ይግባእ።እቲ ቅርጺ፣ ናይ ብ ንጥፈታት ናይ ኢኮኖሚ፣ ንጡፋት እንተኮይንኩም፣ብ ቴለፎን እሀነኩም

Cécile VICART 07 61 73 20 88
ብ ኢመይል : c.vicart@ucrm.fr
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 28 Rue de l'Aiguette, 31100 Toulouse, France
  • 0562149500
  • accueil@ucrm.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • katyaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • eliolienneተርጓሚ/ሚት
  • union cepiere robert monnier (u.c.r.m)ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles