ሓድ ቐዋሚ ስራሕ ርከቡ
ምስ አንዳ E.D.NA 31 &34

ሓድ ቐዋሚ ስራሕ ርከቡ

ምስ 
አንዳ E.D.NA 31 &34

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 10 juin 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ መደብ እዚ ን ስደተኛታት ምስ ኣሰልጠንቲን ወሃብቲ ስራሕን ምርኻብ ዝዓለመ መደብ እዩ።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ፣ :እዚ ብ EDNA ዝጽዋዕ ኣሕጽሮተ ቓል እዚ ከምዚ ዝስዕብ እዩ ዝርዝሩ (Emploi Durable pour les Nouveaux Arrivants)

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ስልጠና ንምርካብ

ኣብ ኣከባቢኹም ዘሎ ስራሕ ተጠቀምቲ መታን ክትኮን ኣብ ዓውደ ስርሓት መታን ክትዕወቱን ዝሕግዝ መደብ።

ውልቃዊ ክትትል

ሓደ ፍሉይ መጸውዒ ን ምድላይ ስራሕን ምርካብን ዝጠቕም ስልተና ።

ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምጥሓል።

  • ቅልጡፍ ስራሕ ንምርካብ ፣ ብሳላ እዚ እቲ ናትና ኣፍልጦ ንኽትረኽቡ ምግባር
  • ዝበለጸ ናይ ስራሕ ኩነታት ምእንቲ ክህልወኩም ንጣበቐልኩም
  • ንስራሕኩም ብግቡእ ንኽትሕዙ ንከታተለኩም

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ምሳና ቆጸራ ሕዙ !

ብቴለፎን ኮጸራ ውሰዱን ፣ ከመይ ከም ንሰርሕ መግለጺ ርኸቡን።

i ምፍላጡ ዘገድስ! :ናይ መወዳደሪ ፋይል የብልናን

ናይ ደፓርትመንት ናት Haute-Garonne

  • ናብ አማ Emma CLOCHARD : 07 63 57 64 40
  • ናብ ጀን Jean Philippe GISCARD : 06 30 03 60 11 ደውሉ፣
  • ኣድራሻና Adresse : 33 rue Jean Lebas 31400 Toulouse

ኣብ ደፓርትመንት de l'Hérault

  • ናብ ኣለክስAxelle GRUART-BETTINGER : 07 64 45 76 39
  • ናብ ኣዳም Adam DOS SANTOS REIS : 07 64 45 76 36 ደውሉ

ኣድራሻና : Business Plaza - Bâtiment 1 - 122 rue du Walhalla 34000 Montpellier እዩ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
U.C.R.M

UNION CEPIERE ROBERT MONNIER