ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A2
ምስ ምስ Culture et Langue en français (CLEF)
ኣዳላዊ Comue de Toulouse , Région Occitanie, Prefecture de la Haute-Garonneኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців томуሓደ ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳ ን እዞም ዝስዕቡ ኣገልግሎታት ፤
- ኣብ ሓደ ደረጃ ምብጻሕ A2
- ብፕሮግራም ባህልን ቋንቋን ብቋንቋ ፈረንሳ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ (CLEF) ኣብ Comue de Toulouse.
ጠቕላላ ናይ ትምርቲ እዋን : 108 ሰዓታት ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ።
:መደባት : ኣብ ሰሙን 9 ሰዓታት፡ ኣብ ሰሙን 3 መዓልታት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን ክማላእ ዘለዎ ነገር፤
- ፈላመ ሓታቲ ዑቕባ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ስደተኛ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ዘለዎ ወረቐት ምህላው
- ኣመልካቲ ብውሑዱ 18 ዓመት ዝዕድሚኡን ዝተሓተ ደረጃ ባካሎሬት (ወይ ተመጣጣኒ) ምህልው
- ምንባሮም ኣብ ቱሉዝ ወይ ኣብ ጥቓ ቱሉዝ ይነብሩ ምዃን
- ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ትምህርቲ ንምቕጻል ወይ ዳግማይ ንምጅማሩ መደብ ምህላው
- ተበግሶን ድሌትን ድሉውን ምዃን
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን ክማላእ ዘለዎ ነገር፤
- ፈላመ ሓታቲ ዑቕባ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ስደተኛ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ዘለዎ ወረቐት ምህላው
- ኣመልካቲ ብውሑዱ 18 ዓመት ዝዕድሚኡን ዝተሓተ ደረጃ ባካሎሬት (ወይ ተመጣጣኒ) ምህልው
- ምንባሮም ኣብ ቱሉዝ ወይ ኣብ ጥቓ ቱሉዝ ይነብሩ ምዃን
- ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ትምህርቲ ንምቕጻል ወይ ዳግማይ ንምጅማሩ መደብ ምህላው
- ተበግሶን ድሌትን ድሉውን ምዃን
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
75 Cr des Sciences, 31400 Toulouse, France
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
dilamiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
badrተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
le dilamiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ