Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ

ምስ ምስ Parole Expression

ኣዳላዊ Parole Expression ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ንዓበይቲ ዝኸውን ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ካብ ደረጃ A1.1 ክሳብ ደረጃ B2፡ ኣብ ንኣሽቱ ጉጅለታት 12 ሰባት።

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዞም ኮርሳት ንምስታፍ ግድን፤
- ምስ OFII ሪፓብሊካዊ ውህደት ውዕል (CIR) ምፍራሙ
- ንወኪል ውጥን ውህደትን ስራሕን ከባቢኻ (PLIE) ክምዝገበካ ሕተቶ (ደገፍ ንRSA ዘይረኽቡ ሰባት)።

ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ኣውራጃ ናይታ ከተማ ትነብር እንተኾንካ ወይ ድማ RSA እንተድኣ ተቐቢልካ ክትምዝገብ እውን ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ብኣፍን ብጽሑፍን ምዝርራብ
  • ምኽኣል ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ቃላት
  • ምዃን ብቑዓት ኣሰልጠንቲ።

ብዘይካ ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ብማሕበር ኣብ ዝተዳለወ ንጥፈታት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ምስታፍ ባህላዊ ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
  • ምብላዕ ናይ ሓባር መግቢ... ወዘተ

  • ጉጅለታትን ብዝሒ ሰዓታት ትምህርትን ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ኣብ ምድላይ ዝግበር ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • parole expressionኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • tremataተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • sarachloeተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles