ንምውጻእ ካብ ምንዝርና ዓለም ምርካብ ደገፍ
ምስ ምስ Solenciel
ኣዳላዊ Solenciel ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእንተደኣ ግዳያት ምንዝርና ህይወቶም ዳግማይ ንኽሃንጹን ኣብ ሕብረተሰብ ቦታ ንኽረኽቡን ዝሕግዝ ናይ 2 ዓመት መደብ፡ ምስ፤
- ምርካብ ውልቃዊ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ወረቓቕቲ፡ ኣባይቲ ወዘተ)
- ከም እኒ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ
- ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምስራሕ ኣብ ጽላት ጽሬት ወይ መመገቢ ናይ ምስራሕ ተኽእሎ ምፍላጥ ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ መደብ ብፍሉይ ንደቂ ኣንስትዮ ግዳይ ምንዝርና፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባትን ጾታዊ ምዝመዛን ዝኾና ዝተዳለወ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 6 Rue Barginet, 38000 Grenoble, France
- 70 Rue Rachais, 69007 Lyon, France
- 55 boulevard Emile Zola, 92000 Nanterre, France
- 53 Rue de la Pomme, 31000 Toulouse, France
- 16 Rue Marceau, 44000 Nantes, France
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
solencielኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aidlukerተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት