Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድላው ናይ ፈረንሳ ኮርስ ንB2 ምስክር ወረቐት ንምርካብ

ምስ ምስ Culture et Langue en français (CLEF +)

ኣዳላዊ Comue de Toulouse , Région Occitanie, Préfecture de la Haute-Garonneኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

እዚ ን B2 ደረጃ FLE ምስክር ወረቐት ምስ መደብ ባህልን ቋንቋን ብፈረንሳ (CLEF+) ካብ ኮሙ ደ ቱሉዝ ንምድላው ዝዓለመ ናይ B2 ደረጃ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ኮርስ እዩ።

ጠቕላላ ትምህርቲ ናይ : 100 ሰዓታት ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE), ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ዝጸንሕ ከምኡውን ።

ከከም ቅልጣፈኹም ዝኸይስ : ኣብ ሰሙን 8 ሰዓታት፡ ኣብ ሰሙን 2 መዓልታት፡ ሰሉስን ሓሙስን መደባት ምኻድ።

እንተደኣ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን የድልየኩም ኮይኑ ፤
- ፈለማ ሓታቲ ዑቕባ ምዃን ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፣ ስደተኛ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ዘለዎ ክኸውን
- ከምኡውን ብውሑዱ ዕድሚኡ 18 ዓመት ክኸውንን ዝተሓተ ደረጃ ባካሎሬት (ወይ ተመጣጣኒ) ክህልዎን
- ነባርነትኩም ኣብ ቱሉዝ ወይ ኣብ ጥቓ ቱሉዝ ይነብር
- ሞያዊ ፕሮጀክት ምህልው
- ተበግሶ ድራኸን ድሉውን ምዃን ።
ምፍላጡ ዘገድስ ፣ ንፈተና ቋንቋ ፈረንሳ ክትከፍልን ንምምዝጋብ ዝሕግዙ ስጉምትታት ክትውድእን ኣለካ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ ምስ ብቑዕ መምህር ዝወሃብ ክፍልታት፡ ክትክእሉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኣንተደኣ ብደረጃ B2 ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ምስክር ወረቐት ክትሓልፍ የዳልወኩም
  • ናብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ወይ ሞያዊ ስልጠና ምዝዛም የብቅዓኩም
  • ስራሕ ንምርካብ ይሕግዘኩም
  • ምምሕያሽ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ የኽእለኩም።

እንተኾይኑ ኣብ ኮርሳት ፈረንሳ ብነጻ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ምህላው ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ይካየድ፣ ንልዕሊ 4 ኣዋርሕ ስሩዕ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ንኽፍቀልኩም እውን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ናይ መመልከቲ ፋይል ኣብ መንጎ ለካቲትን መጋቢትን ንዓመተ ትምህርቲ መስከረም-ጥቅምቲ ክለኣኽ ክኸውን ኣለዎ ።
  • እንተደኣእቲ መለክዒ እንተተማሊኡ፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ምስ ሓደ ካብቶም ናይ ስልጠና መምህራን ኣብ ዝግበር ቃለ መሕትት ክትሳተፉ ዕድመ መልእኽቲ ክመጽኣኩም እዩ።
  • ድሕሪ ቃለ መሕትት እኝተደኣ ሓሊፍኩም ዝሕብር ኢመይል ክመጸኩም እዩ።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • le dilamiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles