ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
L'agence SOLIHA peut vous proposer des logements à louer dans le privé avec des loyers moins chers. እዚ ሶሊሃ (SOLIHA) ዝተባህለ ማሕበር እዚ፣ ዝካረ መንበሪ ገዛ ናይ መንግስቲ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ብሕቲ፣ ብዝሓሰረ ዋጋ ኣብ ምርካብ ክተሓበበር ይክእል።
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ኣዚ መደብ እዚ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ንምርካብ፡ ንምልምማድ፡ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ መደብ...ወአዘተ
እዚ ትምህርቲ ፈረንሳ ምዝራብን ምጽሓፍን ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ባህሊ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ምእንቲ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ደገፍ ረኸብ፣ ናጻ ንምዃን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብን ምኽኣል።
ኣብ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ስራሕ ምድላይ፡ ስልጠናን መዓልታዊ ህይወቶምን ዝግበር ደገፍ
ተመሃርን ተለማመድን ቋንቋ ፈረንሳ እናተዘናጋዕካ ኣመሓይሽ፣ ኣብቲ ሓባራዊ ናይ ጉጅለኣዊ ንጥፈታት ድማ ተሳተፍ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምርካብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ኣፋውን ጽሑፋውን፡ ንመዓልታዊ ህይወት፡ ስራሕን ደገፍን ኣብ ኣገባባት
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።