ብዛዕባ ኮምፑተር ምጽናዕ ወይ ኮርስ ምውሳድ
ምስ ኣብ F@ce au Numérique ብዛዕባ ኮምፑተር ምጽናዕ
ኣዳላዊ Fondation FACE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки томуእቲ Club FACE ናት Grand Besançon ሓደ ብዛዕባ ኢተርኔት ወይ ዲጂታል ዓለም ፍሉይ ስልጠና መአብ ን ስደተኛታታ ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
እቲ ዕላማ ናይቲ መደብ ድማ
- ን ኮምፑተርን ወይ ታብሌት ኣጠቓቕመኣ ምፍላጥ
- ናይ ምምሕዳር ነገራት ዘገልግልኹም ኣጠቓቕማ ኢክንተርነት መሰረታዊን ኣገዳሲ ነገር ፍልጠት ምፍላጥ።
i ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ እቶም ተሳተፍቲ እቲ መደብ፣ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ድማ ክሳተፉ እዮም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
peioተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
joubinetteተርጓሚ/ሚት
gil77ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ok.dudula@gmail.comተርጓሚ/ሚት
tanguyfaceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ